ኣገዳሲ ሓበሬታ

2016-05-21 07:51:19 Written by  ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ስዊደን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 1855 times

ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ

ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና!

--------------------------------------------------------------------

በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም።

ዕለት 28 ግንቦት - ኣብ ስቶክሆልም

ኤግቢ ፎልከትስ ፓርክ - ቴንስታ

28 May Eggeby Folkets Park

Hour: 19:00 -

ብድሓን ምጹ ፡

ደለይቲፍትሒኣብከተማስቶክሆልም - ስዊደን

Last modified on Saturday, 21 May 2016 09:53