ንቀዳም ዕለት 9.5.2015 ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣብ ፍራንክፈርት

2015-05-01 20:41:22 Written by  ተቓውሞ ሓይልታት ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2310 times

FrankfurtCandleVigil

ብምኽንያት ናይዞም ሎሚ ቅነ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጥሕሉ ዘለውን፣ ከምኡ'ውን፡ ኣብ ሃገረ ሊብያ ዝቕተሉ ዘለውን ኤርትራውያንን ካልኦት ዘጋታትን ንቐዳም ዕለት 9.05.2015 ካብ ሰዓት 14:00 ክሳብ 18:00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቅዱስ ሚኪኤል ቤተ-ክርስትያን (ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ ) ናይ ሓዘን መደብ ክግበር ስለዝኾነ ኩሉኹም ብህዝብኹም ትግደሱ ኣብኡ ክትርከቡ ብኽብሪ ንዕድም።

St. Michael  Kirche, Zentrum für Trauersorge

Butzbacher Str. 45

60389 Frankfurt a. Main

ሓበረታ ኣድራሻ

ካብ ኮንስታብለርዋኸ (Konstablerwache) ብኣውቶቡስ ቁጽሪ 30 ወይ ዲማ ብስትራሰንባን ቁጽሪ 18 (Strassenbahn 18) ሒዝካ ኣብ ኒብሉንገስፕላትስ (Nibelungenplatz) ወሪድካ ሚኢቲ መተር ከድካ ዝርከብ ቤተ-ክርስትያን እዩ።

ብድሓን የራኽበና

ተቓውሞ ሓይልታት ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢ

Last modified on Friday, 01 May 2015 22:47