ርሑስ በዓል ትንሳኤ

2020-04-18 19:09:51 Written by  EPDP Information Office Published in EPDP News Read 2170 times

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ንበዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር፡ ንመላእ ህዝብና ብሓፈሻ ንኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ እንቋዕ ኣብጽሓና  ብምባል ሰናይ ምንዮቱ ይገልጽ።

Last modified on Saturday, 18 April 2020 21:19