ጸዋዒት ንህዝባዊ ኣኼባ
ጨንፈር ደቡብ ጀርመን/ሽቱትጋርትን ከባቢኡን/ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንኡስ ዞባ ጀርመን፣
ብኣባላት መሪሕነት ሰልፊ ዝምእከል ናይ ህዝቢ ኣኼባ ንዕለት 11.06.2016 ኣብ ከተማ ሽቱትጋት ኣዳልዩ
ምህላዉ እንዳሓበረ፡ ኩለን ግዱሳትን ክዱስን ዜጋታት ክሳተፎዎ ብኽብሪ ንጽውዕ።
ኣኼባ ንህልዊ ኲነታት ሃገርን ደምበ ተቓውሞ ኤርትራን ዝጠመተን ናይ ስርዓት ለውጢ ዝሓቶ
ብድሆታትን ዝሓዘ ክከውን እዩ።
ቦታ ኣኼባ፡
Heidelbeerstr.5
70329 Stuttgart - Obertürheim
ኣኼባ ዝጅመረሉ ሰዓት፡ ልክዕ ሰዓት 14፡30 (ሰዓት ክልተን ፈረቓን ድሕሪ ቀትሪ)
መጉዓዝያ፡ ብS BAHN ቁጽሪ 1 ኣብ Obertürkheim ትወርዱ ጥቃ Rathaus
ንዝያዳ ሐበሬታ መወከሲ ቁጽሪ ስልኪ 015753035828
ሽማግለ ጨንፈር
03.062016