መርድእ

2015-04-22 23:42:49 Written by  መርድእ Published in Community Center Read 4241 times

ዶክተር ባይሩ ስዩም ብዝሓደሮ ናይ ካንሰር ሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽንሑ ሚያዝያ 19, 2015 ዓሪፉ። እቲ ኣብ ምምህርና ዓለም ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ምጥባቕ ሰብኣዊ መሰላት ዝልለ ዶክተር ባይሩ ስዩም ሕልንኡ ከየዕረበ ነቲ ዝወረዶ ሃንደበታዊ ሕማም ክጻወሮን ክብድሆን ድሕሪ ምጽናሕ ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ ብደቁን ቤተሰቡን ፈተውቱን ተኸቢቡ ከሎ ብሰላም ዓሪፉ።  

ናይ ምብጻሕን ቀብርን ሓበሬታ/VISITATION AND BURIAL INFORMATION

መዓልቲ/DATE፡ ሓሙስ ሚያዝያ/Thursday April 23, 2015

ናይ ጸሎትን ፍትሓትን ቤተክርስትያን/CHURCH SERVICES

ቅዱስ የውሃንስ ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተክርስትያን

St. John’s Evangelical Lutheran Church

274 Concord Avenue (Concord is one block west of Ossington and South of Bloor St.)

Toronto, Ontario, Canada

ግዜ/TIME: 12:00 PM

ናይ ቀብሪ ቦታ/CEMETERY

Winchester Cemetery (East of Sumach street, North of Carlton Street)

200 Winchester Street, Toronto, Ontario, Canada

TIME/ግዜ፡ 2:00 PM

ናይ ድሕሪ ቀብሪ ስነ-ስርዓት ቦታ/After burial

(ካብ ሰዓት 4:00 PM ጀሚሩ ቤተሰብ ኣብዚ ዝስዕብ ቦታ ክቕመጡ እዮም)

847 Dovercout Rd. Owel club (Veteran Hall), Toronto, Ontario, Canada

3 blocks North of Bloor Street)