ኣግእዞ ጓል ኣንስተይቲ
2020-09-15 03:03:06 Written by EPDP Women's League Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 5756 timesኣብ ልዕሊ ደቂ-ኣንስትዮ ዝፍጸም ዓመጽ ኣብዚ ግዜ እዚ; ኣብ ገለ ክፋል ዓለምና ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍጸም ዓመጽን፡ ኣሰቃቒ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን፥ ይሕባእን ይዕበጥን ኮይኑ እምበር ደው ኣይበለን።
Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290