ኣባላት ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ኣብ ንድፊ ቅዋም ተመያይጦም
2019-03-23 03:59:47 Written by EPDP North America Information Office Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2075 timesቀዳም ዕለት ዕለት 16 መጋቢት 2019 ናይ ምሉእ ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ናይ ተለኮንፈረንስ ኣኼባ ተኻይዱ። ቀንዲ ዛዕባ መካትዒ ኣብ መሕበሪ ጉባኤ ዝቐርብ ንድፊ ቅዋም ነይሩ።
ኣብዚ ምልኣት ኣባላት ዘንጸባረቐ ኣኼባ ኣባላት ዓሚቝን ሰፊሕን ትምህርታዊ ሓዘል ዝሰፈኖ ምይይጥ ኣካይዶም። ድሕሪ ኣስታት 3 ሰዓት ዝወሰደ ኣኼባ ኣባላት ሃብታም ዝኾነ መኣረምታን መወሰኽታን ሓሳባት ኣቕሪቦም። ታሳትፎ ናይ ነፍስ ወከፍ ኣባል ዝንኣድ ነይሩ።
ግሉጽነት ባህልና እዩ
Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290