ዕድመ ንዂሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ ስቱትጋርትን ከባቢኣን

2018-08-20 16:56:30 Written by  ግዱሳት ኣባላት ደለይቲ ፍትሒ ስቱትጋርትን ከባቢኣን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2087 times

ክቡራትን ክቡራንን !

      ኣብ መበቆል ትውልዲ ሃገርና ብሓፈሽኡ ከኣ ኣብ ምብራቕ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሠላምን ራህዋን መንፈሰ ዘለዎ ዘመን ንኽመጽእ ይቀላቐል ስለዘሎ ርሑስና ይግበሮ !

ግዱሳት ኣባላት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ስቱትጋርትን ከባቢኣን ንመበል 57 ዓመት ዝኽሪ ሓደ መስከረም  ብኽብርን ብድምቀትን ኣገባብ ከብዕል ምዃኑ የፍልጥ።

ዕለት፡- 08.09.2018 ካብ ሰዓት 14፡00 ድ.ቀ ዝጅምር

ቦታ፡-   Heidelbeer Str. 5,   70329 Stuttgart / Oberturkheim

ኤርትራውያን ንሰናይን ጽቡቕ ምግባርን ሓደ ካብቲ ዘዂርዓና ካብ ኣቦታትና ዝወረስናዮ ባህሊ ስለዝኾነ ኣብዚ እነብዕሎ በዓል ዝተረኸበ ኣታዊ ብምልኡ፡ ንኣካለ ስንኩላን ኣብ ከሰላ ዝርከቡ ተጋደልቲ ከምኡ`ውን ንጽጉማት ስደተኛታት ኤርትራ ኣብ መዓስከራት ስደተኛ ትግራይ/ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ዘለው ሓገዝ ክወሃብ ከምዝኾነ ንሕብር።

ብደሓን ምጹ !

ኣኽበርትኹም ግዱሳት ኣባላት

ደለይቲ ፍትሒ ስቱትጋርትን ከባቢኣን

መወከሲ ተሌፎን ፡ 015227234849 ወይከኣ 015779898869

Last modified on Monday, 20 August 2018 19:05