መግለጺ ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ !!
2018-04-11 18:46:32 Written by ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2051 timesዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ ብተበግሶ በርገሳዊ ማሕበራት፣ “ፎሩም ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተን” “ማእከል ዜና ኤርትራን” ካብ ዕለት 7 ክሳብ 8 ምያዝያ 2018 እዞም ኣብ ትሕቲ ኣስማቶም ሰፊሩ ዘሎ ብርክት ዝበሉ ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ከምኡ’ውን ነጻ ሃገራውያን ባኣታትን ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፣ “ፖለቲካዊ ዘተ ንሓባራዊ ዕዮን ሕብረተሰባኣዊ ጥምረትን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፣ ኣብ ከተማ ሎንደን ተጋቢኡ።
Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290