ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዳ
2017-12-06 05:22:00 Written by EPDP North America Information Office Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2388 timesቀዳም ክልተ ታሕሳስ 2017 ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዳ። ኣጀንዳ ኣኼባ፡ ነቲ ብዕቱብ ተተሓሒዛቶ ዘላ ጉዳይ ምስንዳእ ህጹጽ ጉባኤ ዞባ ዝምልከት ኮይኑ ክሳብ ሕጂ ዝኸደቶ ጉዕዞ ንምምዛን እዩ ኔሩ። ክሳብ ሕጂ ተሰላሲሉ ዘሎ ዕማማት ብመሰረት እቲ ክትቀውም እንከላ ዝተነድፈ መደባት ብዘይመሰናኽላት ብጽፉፍ ይኸይድ ምህላዉ መዚና። ተሪፉ ዘሎ ዕማማት ክማላእ ድማ ኣበርቲዓ ከሰርሕ ምዃና ኣረጋጊጻ።
ክንዕወት ኢና!
ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ
2 ታሕሳስ 2017