መርድእ

2017-01-14 08:38:04 Written by  ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2107 times

Dr Habte Tesfamariam Arabic

ዝኸበርኩም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ህዝብናን !!

ሎሚ ዕለት 13/01/2017 ልክዕ ሰዓት07.00 ናይ ኣጋ ምሸት፡ ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፣ ድሕሪ ነዊሕ ሕማም፡ ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና ምህላዉ መሪር ሓዘን እናተሰማዓና ንሕብረኩም ። ንብጻይናን መራሒናን ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ፣ ንክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ብጸይቲ ኣድያም ተኽሊት ምስ ክቡራትን ደቁን ብምሉኦም ስድራ ቤቱን ብጾትን ከምኡ’ውን ንህዝቢ ኤርትራ ተቓልስቲ ሓይልታቱን ከኣ ጽንዓትን ኣኻእሉን ይሃበና።

ብዛዕባ ሰነ ስርዓት ቀብርን ካልእ ሓበሬታ ከንስዕብ ኢና።

ፈጻሚ ኣካል

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

13/01/2017

Last modified on Saturday, 14 January 2017 09:42