ኣብ ወርሒ 8, 2014 ዓ.ም 703 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
2014-12-06 21:44:54 Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2964 times
ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ
6 ታሕሳስ 2014
ኣብ ወርሒ 8, 2014 ዓ.ም 703 ኤርትራውያን ናብ’ቲ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተዉ ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።
ትሕቲ 5 ዓመት |
ካብ 5-18 ዓመት |
ልዕሊ 18 ዓመት |
ድምር |
|
ደቂኣንስትዮ |
19 |
45 |
139 |
203 |
ደቂተባዕትዮ |
10 |
64 |
426 |
500 |
ድምር |
29 |
109 |
565 |
703 |