ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኡፕሳላ

2019-11-28 19:37:17 Written by  ኤርትራዊ ማሕበር ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ኡፕስላን ከባቢኡን። Published in EPDP News Read 2222 times

7 December 2019

ናይ ኢትዮጵያ ጠቕላይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብ 10 ጥቅምቲ 2019 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኤርትራ ወኪሉ ንኽዛረብ ካብ ኢሳይስ ኣፍወርቂ ውክልና ከም ዝተዋህቦ ብወግዒ ብምእዋጁ: ናይ ኤርትራ ፖሊቲካ ውድባትን ደለይቲ ፍትሒ ዝውክላ ማሕበራትን ብሓባር ናይ ተቛውሞ መግለጺ ምውጽአን ይዝከር። ካብዚ ብምብጋስ እውን ካብተን ተቛውመአን ብሓባር ዘመዝገባ ውድባት ሰለስተ፣

  1. ኤርትርዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክርያስያዊ ለውጢ
  2. ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ
  3. ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ: ንህዝቢ መግለጽን መብርህን ክህባ ኢየን።

ዕለት:- 7 december 2019

ግዜ:- 12.30-15.00

ቦታ:- Mission Kyrka st. Olofgatan 40 Uppsala

ብድሓን ምጹ

ኣድላዊ:- ኤርትራዊ ማሕበር ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን

         ኣብ ኡፕስላን ከባቢኡን።

Last modified on Thursday, 28 November 2019 20:44