ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና
2017-09-10 17:21:40 Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 3206 timesሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ብኣጋጣሚ ቅዱስ ዮውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ንህዝቢ ኤርትራን ንህዝቢ ኢትዮጵያን ርሑስ ዓወደ ዓመት ይግበረልና ዝብል ናይ ዮሃና መልእኽቲ የመሓላልፍ።
መንግስተኣብ ኣስመሮም
ኣቦ መንበር ሰዲህኤ
10 መስከረም 2017