ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ድሮ ጉባኤ
2021-01-13 19:32:13 Written by EPDP NA Information Office Published in EPDP News Read 2286 timesዞባ ሰሜን ኣመሪካ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ቀዳም ዕለት 16 ጥሪ 2021 ናይ ዞባ ጉባኤ ንምግባር ተቐሪቡ ኣሎ። ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ሓደጋ ተሳጢሑ ከሎ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤና ምልክት ጽንዓትና እዩ። ጉባኤ ብዙም ዝካየድ ኮይኑ፡ ንእዋናዊ ብድሆታት ዝምክት መድብ ዕዮታት ወሲኑ ክወጽእ ምዃኑ ነረጋግጽ።
ክንዕወት ኢና!
Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290