ርሑስ በዓል ልደት

2020-01-07 10:54:14 Written by  ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 2838 times

ኣቦ-መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ብጻይ ተስፋይ ወልደሚካኤል (ደጊጋ)፡ ብምኽንያት ብ7 ጥሪ 2020 በዓል ልደተ- ክርስቶስ፡ ብፍላይ ንመላእ ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና፡ ብሓፈሻ ከኣ ንኹሎም ነዚ ኣጋጣሚ ዘኽብርዎ ወገናት ህዝቢ ዓለም ብስም ሰዲህኤ ናይ ሰናይ ትምኒት መልእኽቱ ኣመሓላሊፉ።

ብጻይ ተስፋይ ኣብ መልእኽቱ መጻኢ ንኹልና ናይ ሰላም፡ ብልጽግናን ዓወትን ግዜ ክኾነልና ዘለዎ ሰናይ ትምኒት ኣስፊሩ።

Last modified on Tuesday, 07 January 2020 11:58