ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ!
2017-10-02 19:06:09 Written by ጨንፈር ኖርወይ Published in EPDP News Read 2482 times
ሓቢርካ ምስራሕን ሓቢርካ ምድማጽን መፍቲሒ ኩሉ ሃገራዊ ሽግራትና እዩ! ነዝን ካልእን ብዝምልከት ልኡኽ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ተጋደላይ ተስፋይ ወልደሚካኤል/ደጊጋ/ ኣቦ መንበር ቤት ጽሕፈት ውደባዊ ጉዳያት ኣብ ከተማ ኦስሎ፣ ኖርወይ ንህዝቢ ሰፊሕ መብሪሂ ክህብ እዩ።
ጨንፈር ኖርወይ ንኹሉ ግዱስ ዜጋ ብኽብሪ ይዕድም ናብዚ ክፉት ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ
ኣስተብህል/ሊ
ዕለተ ኣኼባ፣ 14 10 2017
ኣኼባ ዝጅምረሉ፣ 2 ናይ ድሕሪ ቀትሪ
ቦታ ኣኼባ፣ ኣብ Furuset Sentret, Fruset Furum
መጎዓዝያ፣ T-barne ቁጽሪ 1 ወይ ቁጽሪ 2 ወሲድኩም ኣብ ፍሩሰት ሰንተር ውረዱ
ንሓበረታን ምትሕብባርናን፣
ብ 40955920, 47863413 ወይ 95108247 ደዊልኩም ተወከሱና፣ ክንቅበለኩምን ክንተሓባበረኩምን ድላዋት ኢና!