ተባዕ ሓልዮታዊ ተበግሶ ኣባላት ሰ.ዲ.ህ.ኤ

2016-12-11 17:49:59 Written by  ሽማግለ ጨንፈር ቁ. 2 Published in EPDP News Read 2420 times

ኣባላት ሰ.ዲ.ህ.ኤ. ጨንፈር ቁ.2 ሃገር ሽወደን ብዕለት 25/11/2016 ኣብ ዝነብሮም ስሩዕ ወርሓዊ ኣኼባኦም  ፡እንደገና እቲ ኒሕ ሓዘል ተበግሶኦም ንዕቤት ሰልፎም ዘሎዎም ዉፍይ ሓልዮት ሎሚ ዘብንእውን መሪሕ ግደ ወሲዶም ናይሓድሽዓመትወፈያ፡ ’’ልግሲ ልደትን ሓዲሽ ዓመት’’ ዝብል ነበረ ንምትግባሩ፡ ሰናይ ተግባር ንመንፈስ ቃልሲ ዘርውን ንሰልፊ ተባብዕን ብምዃኑ፣ ብሙሉእ ድምጺ ተሳማሚዕም ድሮ ንጊዜኡ ዳርጋ ኩሎም ተሳተፍ ብርኩት ገንዘብ ወፈያታት ኣመዝጊቦም፡  በዚ ጽቡቕ  ኣጋጣሚ ኮይኑ ስለዝተራእዮም እንሆ ከኣ ንኩላተንጨናፍር ...ከምቀደመን በብኽእለተን ነዚ ሰናይ ተበግሶ ክኽተልኦ የዘኻኽር።

ናይ ዓወትን ፍቕርን ሰላምን ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና።

 

Last modified on Sunday, 11 December 2016 18:58