ዝኽሪ ግዳያት ላምፓዱዛ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት-- ካልኣይ ክፋል
2014-10-04 15:21:57 Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 3193 times367 ዝዀኑ ኤርትራውያን ብ3 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ገማግም ደሴት ላምፓዱዛ፡ ዓዲ ጣልያን፡ ዝጠሓልሉ ዓለም ዘዛረበ ኣሕዛኒ ተረኽቦ ከምዘጋጠመ ዝፍለጥ ኢዩ። ስለ'ዚ፡ ነዚ ዕለት'ዚ ንምዝካር ብርክት ዝበሉ ተቐማጦ ፍራንክፈርት ጀርመን ዝተኻፈልዎ ሰላማዊ ስልፊ ተገይሩ።
Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290