ኣባላት ጨንፈራት ሳን ሆዘን ኦክላንድን ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዶም

2018-05-07 23:37:27 Written by  EPDP Information Office in NA Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 299 times

ብቀዳም ዕለት 5 ግንቦት ኣባላት ጨንፈራት ሳን ሆዘን ኦክላንድን (በይ ኤርያ) ስሩዕ ኣኼባኦም ኣካይዶም። ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰ.ዲ.ህ.ኤ.) ኣብ ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ዘርእዮ ዘሎ ዕቤት ገምጊሞም።

ልኡኽ ሰልፊ ናብ ሃገር እስራኤል ምስ መንእሰያት ኤርትራውያንን እስራኤላውያን ተጣበቅቲ መሰላት ደቂ-ሰባት ዝገበሮ ምይይጥን ስምምዕን ንኢዶም። ነቶም ንህግደፍ ካብ ስሩ ንምጽራግ ምስ መስመር ህዝቢ ዝኾነ ሰ.ዲ.ህ.ኤ. ተጸንቢሮም ክቃለሱ ዝወሰኑ መንእሰያት ኣገናዕ ኢሎም። ኣብ መጨረሻ ናይ መጻኢ መደባት መዝጊቦም ኣኼባ ተደምዲሙ።

መስመር ህዝቢ ኩሉ ግዜ ተዓዋታይ እዩ!

Last modified on %AM, %08 %032 %2018 %01:%May