ጭጕራፍሲ ባዕላ ወቒዓ ተእዊ መልሲ ንጽሑፍ ሓው ወልዱ ነጋሲ ብመሰረታት ሰሜን ኣመሪካ ነሓሰ 9, 2017

2017-08-10 09:08:51 Written by  መሰረታት ሰሜን ኣመሪካ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2820 times

ዝኸበርኩም ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰ.ዲ.ህ.ኤ.)፣

ድሕሪ ዕላማዊ ሰላምታና ብሓው ወልዱ ነጋሲ ተጻሒፋ ዝተዘርግሐት ጽሕፍቲ፤ ንትካላዊ ኣሰራርሓ ሰልፍና እተቈናጽብ፣ ንመሪሕነት ሰልፍና እትውንጅል፣ መሰረት ሓቅነት ዘይሰፈና፣ ንሓድሕዱ ዝጋራጮ ሓሳባት ዘጠቃለለት ብኣትኵሮን ተገዳስነትን ኣንቢብናያ። 


Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290
Last modified on Thursday, 10 August 2017 11:19