ኣገዳሲ ሕዝባዊ ጻዋዒት

2015-08-19 05:26:51 Written by  ኣዳለውቲ ሽማግለ መኣዲ ፍቕሪ Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2005 times

1961  2015  

Ist Septrember
ንዕለት  05 09 2015 ኣብ ኮለን ብምኽንያት መበል 54 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራን አገዳሲ ሕዝባዊ ሰሚናር  ከምኡ እውን ምሽታዊ ትልሂትን  ደለይቲ ፍትሒ ኣዳልዩልኩም ሰለዘሎ ንኩሉኹም ደለይቲ ደሞክራስያን ፍትሕን ኤርትራ ብኽብሪ ይዕድም፡
መደብ ልክዕ ስዓት 02 ድሕሪ ቀትሪ ክጅማር "እዩ ስሚናር ብመራሕቲ ሰልፍታትን ውድባትን ክካየድ ኢዩ ድሕሪ ድራር ማለት ስዓት 09 ምሽት   ናይ ባህላዊ መደብ ድማ መንእሰያት ዘለዓዕል ባህላውን ስነ-ጥበባውን መዘናግዕታት ክህልወና ኢዩ።

ኣድራሻ Rom ev Venloer wall .17  50672 köln- ehrenfeld  mit linia 3.4.5  hansbockler platz
ብድሓን ምጹ
ኣዳለውቲ ሽማግለ መኣዲ ፍቕሪ  Tele  015212963663  01577448859 015789586150  017672272845

 

 

 

Last modified on Wednesday, 19 August 2015 07:34