አገዳሲ ሕዝባዊ ጻዋዒት

2015-07-14 20:21:16 Written by  ኣዳላዊት ኮሚተ/ ኤርትራዊ ኮም/SESADU ምስ ማሓዙቶም Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 2141 times

Sesadu 1

ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግድፍ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊደን

ጽላል ስዊደናዊ/ ኤርትራዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ምስ መሓዙት ደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን፣ ትሕቲ ጭርሖ፣"ፈስቲቫላት ህግደፍ ኣብ ሃገረ ስዊደን ደው ይበል" ቃልስና ኣንጻር ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ድማ ብናህሪ ይቕጽል ብዝብል ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም።

ዕለት> ቀዳም ዕለት 1 ነሓሰ 2015

ግዜ፣ ካብ ሰዓት 11.00 ክሳብ 20.00

ቦታ፣ ፎልከትስሁስ/ ኤግበግ[ርድ የርቫፈልተት

ኣዳላዊት ኮሚተ/ ኤርትራዊ ኮም/SESADU ምስ ማሓዙቶም

Last modified on Tuesday, 14 July 2015 22:23