-- ብተኽኣ ጸጋይ --
ሃገርና ኤርትራ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ዕጥቓዊ ቃልሲ፡ መስዋእቲ ኣሽሓት ብሉጻት ደቃ ከፊላ ብዝረኸበቶ ናጽነት፡ ኣብ 1993 መበል 182 ዕላዊትን ሕጋዊትን ኣባል ውድብ-ሕቡራት-ሃገራት ዓለም ኮይና ብሕጋጋት ዓለም ክትቕየድ እውን፡ ትጽቢት ማሕበረ-ሰብ-ዓለምን ህዝባን እዩ ኔሩ።