Tuesday, 09 December 2014 19:30

ኣብ ወርሒ ሕዳር 2014 ዓ.ም 2128 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም

Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ
Rate this item
(0 votes)

ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ

9 ታሕሳስ 2014

ኣብ ወርሒ ሕዳር 2014 .2128ኤርትራውያን ናብ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም። ዝርዝር ናይዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተዉ2128ስደተኛታት ድማ፡ ከም ዝስዕብ ኢዩ።

  ትሕቲ 5 ዓመት ካብ 5-18 ዓመት ልዕሊ 18 ዓመት ድምር
ደቂኣንስትዮ 18 113 247 378
ደቂተባዕትዮ 1 210 1539 1750
ድምር 19 323 1786 2128
Read 9159 times