Wednesday, 03 December 2014 17:37

 ኣብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም 199 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም

Written by
Rate this item
(0 votes)

ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ

2 ታሕሳስ 2014

ኣብ ወርሒ ሰነ 2014 .199ኤርትራውያን ናብ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም። ዝርዝር ናይዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተዉ199ስደተኛታት ድማ፡ ከም ዝስዕብ ኢዩ።

  

 

ትሕቲ 5 ዓመት

ካብ 5-18 ዓመት

ልዕሊ 18 ዓመት

ድምር

ደቂ ኣንስትዮ

3

9

28

40

ደቂ ተባዕትዮ

7

22

130

159

ድምር

10

31

158

199

Read 5320 times Last modified on Wednesday, 03 December 2014 17:40