ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዕርፍቲ ናብታ ዝመጹላ ሃገር ይኸዱ
2017-04-12 20:47:27 Written by wnl.tv Published in English Articles Read 2223 timesEritrese vluchtelingen op vakantie in land van herkomst
ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዕርፍቲ ናብታ ዝመጹላ ሃገር ይኸዱ
Veel vluchtelingen uit Eritrea gaan nog altijd op vakantie naar het land waaruit ze gevlucht zijn. Het kabinet wil de verblijfsvergunning van deze vakantiegangers afpakken, maar dat gebeurt nog nauwelijks bij Eritreeërs.
Bij tientallen andere asielzoekers die tijdelijk terugreisden naar het land van herkomst heeft het kabinet wel hun verblijfsvergunning ingetrokken, schrijft de Telegraaf vanmorgen. Staatssecretaris Klaas Dijkhoff sprak eerder schande over het terugreizen naar het land van herkomst, omdat deze landen volgens de vluchtelingen extreem gevaarlijk zijn, waardoor ze moesten vluchten.
ቡዙሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ሕጂ ( እንትኾነ’ውን) ንዕረፍቲ ኢሎም ናብታ ሃዲሞም ዝወጹላ ሃገር ገና ይመላለሱ ኣለዉ። ካቢነ መንግስቲ ሆላንድ ነቲ መንበሪ ፍቓድ፣ ናይ ዞም ናይ መንበር ፍቓድ ድሕሪ ምቕባል፤ ንሃገሮም ንዕረፍቲ ዝገሹ ከሕድጎም ድሌት ኣለዎ። እንተ ኾነ ኣብዞም፣ ካብ ኤርትራ ሃዲሞም ንኽንሶም፡ ተመሊሶም ናብ ኤርትራ ዘመላለሱ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ጌና ኣይፈጾምን ዘሎ። 'እንትኾነ ግና መንግስቲ ሆላንድ ኣብ ካልኦት፣ ናብ ሃገሮም ዝመላለሱ ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ሓተቲ ዑቑባ፣ ናይ መምበሪ ፍቓድ ናይ ምስሓብ ስጉምቲ ከም ዝወሰደን ከም ዘወስድን እፍለጥ' ክትብለ ጋዜጣ ተለግራፍ ኣብ ናይ 7 ሚያዝያ 2017 ሕታማ ኣፍሊጣ። ሚኒስተር ክላስ ዳይክሆፍ ኣቐዲሙ ከም እተዛረቦ ''ከም ስደተኛታት ናብታ ናይ ትውልዲ ሃገር ተመሊስካ ክትከይድ ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ፥ ምኽንያቱ ከም እቶም ስደተኛታት ዝብልዎ እዘን ሃገራት እዚአን ብጣዕሚ ሓደገኛታት እየን ሃገሮም ጠንጢኖም ንኽሃድሙ ምኽንያት ዝኾና ድማ ንሰን ኢየን።
Eritreeërs nauwelijks gecontroleerd
Uit, door de Telegraaf, opgevraagde documenten bij het ministerie van Justitie zou blijken dat sinds half 2015 geen enkele Eritreeër een verblijfsvergunning is onthouden vanwege een vakantie in het land van herkomst. Het kabinet beweert dat dit soort terugreizen niet spelen bij Eritreeërs, maar afgelopen zomer gingen er bijvoorbeeld al zo’n 1.000 Eritreeërs terug naar het land waar ze uit ‘gevlucht’ waren.
ኣብ ልዕሊ ናብ ህገሮም ዝኸዱ ኤርትራውያን ጌና ቁሉዕ ቁጽጽር ኣይተኻየደን ዘሎ፡
ካብ ሚኒስትሪ ናይ ፍርዲ ብብቴለግራፍ ትሓቲቱ ዝተረኽበ ጽበጻብ ከም ዝሕብሮ፣ ካብ ክፍላ 2015 ክሳብ ዝሓለፈ ሓጋይ ዋላ ሓደ ስደተኛ ኤርትራዊ ብምኽንያት ዕርፍቲ ንሃገሩ ብምምላሱ ናይ መምበሪኡ ፍቓድ ዝተወስዶ የለን። እቲ ካቢነት ከም ዝብሎ ድሕሪ ናይ ምምባር ፍቓድ ምውሳድ ንሃገርካ ምምልላስ ብስደተኛታት ኤርትራውያን ኣይተራእየን። ይኹን’ምበር ኣብ ዝሓለፈ ሓጋይ ንምሳሌ 1000 ዝኾኑ ስደተኛታት ኤርትራውያን ናብታ ብምህዳም ዝገደፉዋ ሃገር ንዕርፍቲ ከም ዝኸዱ ይፍለጥ።
Goudmijn voor Eritrees regime
De Eritrese overheid zou de ‘vluchtelingen’ met open armen ontvangen omdat ze veel geld uitgeven in het land van herkomst.
Journaliste Nikki Sterkenburg van Elsevier begrijpt niet zo goed waarom het kabinet deze Eritreeërs zo makkelijk laat lopen. “Als je kijkt naar het vliegverkeer daarnaartoe en de passagierslijsten bestudeert zou het niet zo moeilijk moeten zijn om erachter te komen wie dat zijn”, vertelt ze in de uitzending van Goedemorgen Nederland.
መዐደኒ ወርቂ ንስርዓት ኤርትራ
መንግስቲ ኤርትራ ንስደተኛታት መርሓባ ኢላ ትቕበለም። ምኽንያቱ እዞም ስደተኛታት እዚኣቶም ካብታ ዕቑባ ዝረኸቡላ ሃገር ናብታ ዝመጹላ ሃገር ብምኻድ ብዙሕ ገንዘብ ስለ ዘጥፍኡ። ጋዜጠኛ ኒኪስተርከንበርኽ ናይ ኤልሰቪር ዝተባህለ ሰሙናዊ መጺሔት ኣዳላዊት ዝኾነት፤ ስለምንታይ እቲ ካቢነ ናይ ሆላንድ ነዚ ፍጻመ’ዚ ዓይኑ ብምጽቃጥ ሸለል ኢሉ ክርእዮ መሪጹ ክርድኣ ኣይከኣለን።
እንተ ድኣ ብዛዕባ ናብን ካብን ኤርትራ ዝግበር ናይ ነፈርቲ ጉዕዞን፣ ብዛዕባ ቁጽሪ ናብ ኤርትራ ዝኸዱ ተሳፈርትን መጽናዕቲ ተጌሩ፣ ክሳብ ክንድ’ዚ ኣሸጋሬ ኣይምኾነን፡ እቶም ድሕሪ ናይ መንበሪ ፍቓደ ምርካብ ንኤርትራ ዘመላለሱ ስደትኛታት ምፍላጥ፣ ክትብል ኣብ ናይ ጉድሞርኒንግ ነዘርላንድስ ፈነወ ዜና እቕሪባ።
Source=http://wnl.tv/2017/03/30/eritrese-vluchtelingen-massaal-op-vakantie-land-herkomst/