እንፈትዎ ክቡር ኣቦናን ሓውናን፡ ኣቶ መሓሪ ተወልደመድህን፡ ብሕማም ምኽኒያት ኣብ ሆስፒታል ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ብዕለት 29 ሕዳር 2019 ብሞት ካብዛ ዓለም ተፈልዩና ከምዘሎ ንኣዕሩኽቱን ፈተውቱን ብሓዘን ንገልጽ። ንናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓት ዝምልከት ሓበሬታ ኣስዒብና ከነቕርብ ኢና።
ሙሉእ ስድራ-ቤት
ሎንዶን
Warning: count(): Parameter must be an array or an object that implements Countable in /home/javierpw/public_html/templates/noo_noonews/html/com_k2/templates/noo_news/item.php on line 290