ርክብ ሕቡራት ሃገራት ጀነቫ ንፍትሕን ተሓታትነትን ዝያዳ ቃልሲ ክካየድ ጸዊዑ
Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤኤርትራውያንን ኣዕሩኽ ኤርትራን ብ13 መጋቢት 2017 ኣብ ጀነቫ ቤት ጽሕፈት ሕቡራ ሃገራት ተራኺቦም ተመያይጦም። ናይዚ ርክብ ዕላማ ብመሰረት እቲ ናይ መርማሪ ኣካል ሰብኣዊ መስል ኤርትራ ዝቐረበ ለበዋታትን ብባይቶ ሰብኣዊ መሰል ሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ ለበዋታትን ውሳነታትን መሊስካ ኣገዳስነቱ ንምጉላሕ እዩ። እዚ ተወሳኺ ርክብ ንኣምንስቲ ኢንተርናሽናል ወሲኽካ ብ15 ዓለም ለኻዊ ዘይመንግስታዊ ትካላት ዝተመወለ እዩ።
እዚ ርክብ፡ መበል 34 ኣኼባ ባይቶ ሰብኣዊ መሰል ሕቡራት ሃገራት ተኣኪቡ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝርራብ ቅድሚ ምጅማሩ ሒደት ሰዓታት እዩ ተኻይዱ። ኣብዚ ኣቐዲሙ ዝተኻየደ ሓጋዚ ኣኼባ፡ ፕሮፈሰር ሚሪያም ረይስ፡ ካብ ዩኒቨርሲቲ ቲልቡርግ ሆላንድ፡ ዚምባባያዊት ተልዳህ ማዋርየ ተመራማሪት ኣብ ዓለም ለኻዊ ዘይመንግስታዊ ትካል፡ መንእሰይ ዓወት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ ዘጋጠመ ሓደጋታት ዝደሓነ ነይሮም።
ነዚ ኣኼባ ዘወሃሃደ ዶ/ር ዳንኤል ረዘነ ካብ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ ሕጊ ኣብ መኽፈቲ ዕላማ ናይቲ ርክብ ኣብሪሁ። በቲ ንሱ ዝሃቦ መብርሂ መሰረት ናይቲ ርክብ ዕላማ 1) ኩነታት ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ጌና ኣጀንዳ ኮይኑ ይቕጽል ከም ዘሎ ንምርግጋጽ። ከምኡ እውን እቲ ንሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ዝምልከት ኣካል ቀጻሊ ብዛዕባ ዝኾነሉ ምልዛብ። 2) ማሕበረሰብ ዓለም ነቲ ኣብ ወርሒ ሰነ 2016 ብመርማሪ ኣካል ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ዝቐረበ ለበዋታት ተቐቢሉ ነቲ ዝፍጸም ዘሎ ገበናት ዘወግድ ሓላፍነታዊ ስጉምቲ ክወስድ ምጽዋዕ። ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ ኣተሓሒዙ እቲ ብደገፍቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝካየድ ኣኼባታት ካብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሓምለ ኣብ ጀነቫ ዝተኻየደ ጀሚሩ ኣብ ኒውዮርክ፡ ብሩሰልስ፡ ባንጁል፡ ኣዲስ ኣበባን ካለኦትን ከም ዝቐጸለ ሓቢሩ።
ካብ መብርሂ እቲ ኣወሃህዲ መደብ ቀጺሉ፡ ኣብ መበል 17 ዓመት ዕድሚኡ ናብ ውትህድርና ዝተወስደን ኣብቲ ዕድመቲ ዝተኣስረን ኤርትራዊ መንእሰይ ዓወት ብዛዕባ ኩሉ ኣብ ትሕቲ ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ዘሕለፎ ተመኩሮ ዝምልከት ምስክርነቱ ሂቡ። ክልተ ግዜ ተኣሲሩ። ግዜ ማእሰርቱ ድማ ክሳብቲ ናብ ኢትዮጵያ ዝሃደመሉ ኣብ 7 ኣብያተ-ማእሰርቲ ኣሕሊፍዎ። ኩነታት ማእሰርቲ ኣብ ኤርትራ ክትገልጾ ኣጸጋሚ ምዃኑ ከኣ ጠቒሱ። ኣብቲ ዝተኣስረሉ ግዜ ዓበይትን 14-15 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናትን ምስኡ ከም ዝነበሩ ከኣ ኣቃሊዑ።
ወ/ሮ ተልዳህ ማዋሪረ ብወገነን ብዛዕባ ኣቀራርባ ንእስትራተጅያዊ ልዝብ ኣተገባብራ ውሳነታትን ለበዋታትን መርማሪ ኣካልን ባይቶ ሰብኣዊ መሰል ሕቡራት ሃገራትን ኣብሪሃ። ንሰን ኣብዚ መግለጺኣን ነቲ መንግስቲ ዘካይዶ ፕሮፖጋንዳ ንምዕጻፍን፡ መንግስታትን ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራትን ዝርከብዎም ዝምልከቶም ኣካል ንምርዳእን ብዛዕባቲ ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ገበናት ሓበሬታ ሰኒድካ ምሓዝ ኣገዳሲ እዩ ኢለን። ኣስዒበን ድማ ብሓፈሻ ምስ ኣፍሪቃዊ ሲቪላዊ ማሕበራት ብፍላይ ድማ ኣብ ቅርኒ ኣፍሪቃ ምስ ዝርከባ ሓቢርካ ምስራሕ ኣገዳሲ ምዃኑ ገሊጻ።
ፕሮፈሰር ሚርያም ቫን ረኢሰን፡ መስራቲትን ዳይረክተርን ናይቲ ኣብ ብሩሰልስ ዝመደበሩ፡ ዘይመንግስታዊ ትካል፡ ኤውሮጳዊ ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ኣማኻሪ ብወገነን፡ ብዛዕባ እቲ ነዊሕ ዝቐጸለ ሃሳዪ ምስግጋር ሰባትን ብዛዕባ እቶም ነዚ ዝፍጽሙን ዘወሃህዱን ኣካላት እንታይ ክግበር ከም ዝግበኦን ብዝምልት ነዊሕ መግለጺ ሂበን። ድሒሩ ዝርከብ ዘሎ ሓበሬታ ከም ዘረድኦ እቶም ቀንዲ ንምስግጋር ሰባት ዘተሓባብሩ ገበነኛታት ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ላዕለዎት ሓለፍትን ኤምባስታትን እውን ኣብቲ ገበን ኢድ ኣለዎም ኢለን። ኣስዒበን ድማ እቲ መርማሪ ኣካል ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ነቲ ኣብ ወጻኢ ብኣካላት መንግስቲ ዝፍጸም ገበን እውን ኣብቲ መርመራ ከእትዎ ዘለወን ተስፋ ጠቒሰን፡ ዝምልከቶ ኣካል ነቲ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ዝፍጸም ጥሕሰታት ንክምርመር ንክፍቅድ ዘለወን ሓሳብ ኣስፊረን። ንኤውሮጳ ኣብ ዝምልከት ከም ዝበለኦ ድማ አውሮጳውያን ብጉዳይ ስደተኛታት ተጸሚዶም ከም ዘለዉ ሓቢረን እንተኾነ ሃገረን ኔዘርላንድስ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊ ጨቋኒ መንግስቲ ኤርትራ ዝወሰደቶ ዘይቅየር መርገጽጽ ብፍሉይ ከም እትረአ ሓቢረን።
ላዕለዋይ ልኡኽ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ኣብ ጀርመን ከተማ በርሊን ብጀርመናዊ ማሕበራዊ ደሞክራሲያዊ ሰልፊ ዝተዳለወ ስሩዕ ኮንፈረንስ ምሕዝነት ገስገስቲ ይሳተፍ ኣሎ። እዚ ብ12 መጋቢት 2017 ዝጀመረ ናይ ክልተ መዓልታት ኮንፈረንስ ዳህሰስቲ ኮሚተታትን ኣባላት ቦርድ ዝተፈላለያ ሰልፍታትን ዝሳተፍዎ እዩ።
እዚ ኣቦመንበር ሰልፊ ኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮምን ዶ/ር ኣክሊሉ ግርማይ ኣባል ማእከላይ ባይቶን ምክትል ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ኣህጉራዊ ዝምድናታትን ዝርከብዎ ልኡኽ ሰዲህኤ ካብቶም ኣብዚ ናይ በርሊን ኮንፈረንስ ክሳተፉ ትጽቢት ዝግበረሎም ናይ 80 ሰልፍታት ልኡኻት እዩ። እዚ ኮንፈረንስ ምሕዝነት ገስገስቲ “ምቕራጽ መጻኢና፡ ንናጽነት፡ ፍትሕን ምሕዝነትን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭረሖ እዩ ዝካየድ።
እዚ ልኡኽ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትር (ሰዲህኤ) ኣብቲ ሓፈሻዊ ክፋል ኣኼባን ኣብቲ ምይይጥ ዝግበረሉ መድረኽን ተሳቲፉ ንኤርትራ ኣብ ዝምልከት ንዘሎ መኸተ ብዝምልከት ኣብ ቅድሚ ብደረጃ ኣፍሪቃ ኮነ ኣብ ዓለም ዘለዋ ኣካላት ገስገስቲ ምሕዝነት ዝምልከት ርኢቱ ከቕርብ እዩ።
እቲ ናይ ገስገስቲ ምሕዝነት ብ2013 ካብ ዝምስረት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኮንፈረንስ ን6ይ ግዜ እዩ ዝሳተፍ ዘሎ። እቶም ዝሓለፉ ሰዲህኤ ዝተሳተፈሎም ኮንፈረንሳት፡ ኣብ ሊያፕዚግ፡ ቱኒስ፡ ስቶክሆልም፡ ሮተርዳምን ብሩሰልስን ዝተኻየዱ እዮም። ኣብዚ እዋንዚ እዚ ምሕዝነት ገስገስቲ ካብ ኩለን ክፍለዓለማት 130 ኣባል ሰልፍታት፡ ፖለቲካዊ ማሕበራትን መርበባትን ኣለውውዎ።
እዚ ዝስዕብ ገለ ክፋል ኣጀንዳ ኮንፈረን ምሕዝነት ገስገስቲ እዩ
- እዚ ምሕዝነት ናይ ገስገስቲ፡ ማሕበራዊ ደሞክራሲ፡ ማሕበራውነት፡ ሰልፊ ሰራሕተኛታት፡ ፖለቲካዊ ውድባትን መርበባትን ምትእኽኻብ እዩ። እዚ ገስጋሲ ምሕዝነት፡ ምስ ካለኦት ገስገስቲ ትካላት፡ ሕብረታት፡ ናይ ምምኽካር ክበባትን ዘይመንጋታዊ ትካላትን ዝምድና ናይ ምፍጣር ድሌት ኣለዎ። እዚ ምሕዝነት ማዕረማዕረ ካለኦት ማሕበራት ብደረጃ ዞባ ኮነ ዓለም መድረኻት የቕውም። ብዘይካዚ ዘጋጥሙ ፖለቲካዊ ጸገማት ንምምካትን ሓበሬታ ንምልውዋጥን ኣብ ከም ምርጫ ዝኣመሰሉ ተመኩሮ ንምቕሳም ዘኽእሉ ሓባራዊ መድረኻት ብደረጃ ዓለም የዳሉ። ካብዚ ሓሊፉ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ንምሕያልን ዓለም ለኻውን ከባቢያውን ምልዕዓላትን ንምትብባዕ ተበግሶ ንምውሳድን ይጽዕር።.
- እዚ ምሕዝነት ገስገስቲ ብዙሕ መድረኻት እዩ ዝጥቀም። ካብቶም ዝጥቀሞም መድረኻት፡ ርክባት፡ ኮንፈረንሳት፡ ሰሚናራትን ኣኼባታትን ኣብ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ካብ ዘዘውትሮም ተግባራት እዮም። እዞም ኣኼባታት ኣብ ዓለም ንዘለዉ ገስገስቲ ናብ ሓደ ኣምጺኦም፡ ብዓለም ደረጃ ፖለቲካዊ ሓሳባት ክለዋወጡን ዘጋጥሙ ጸገማት ብዝምልከት ክመያየጡ ዘኽእሉን እዮም።
- ብመደብ ንዝካየዱ ስረሓት ቆላሕታ ንምሃብ፡ ምሕዝነት ገስገስቲ ንጥፈታቱ ኣብ ትሕቲ ጽላል ናይ ሓባር ወፈራ እዩ ዘካይድ። እዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ወፈራ ብሓባር ምስ ካለኦት ገስገስቲ ማሕበራዊ ሓይልታት፡ ንግዳዊ ሕብረታትን ዘይመንግስታዊ ትካላት የካይዶ።
- ካብዚ ሓሊፉ እዚ ምሕዝነት ገስገስቲ ምስ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ብሓባር ናይ ትካላት ዓቕሚ ምፍጣር ቆላሕታ ይህብ። ናይ ገስጋሲ ምብርባር ዓውደ-መጽናዕትን ካለኦት መድረኻትን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ንምርጫ ኣብ ምልዕዓል ዘጋጥሞም ጸገማት ብዝምልከት ንክመያየጡ ዕድል ዝኸፍት እዩ።
- ዕቤት ስግረዶባዊ ዓለም ለኻዊ ምሕዝነት ቀንዲ ፖለቲካዊ መለለዪ ናይ ገስጋሲ ምንቅስቓስ እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ንኣባላት ገስጋሲ ምሕዝነት ብደረጃ ዓለም ኣብ ፖለቲካ ዝጽቀጡን ዝሳቐዩን ዘለዉ ኣካላት ምሕጋዝ ቀንዲ ነጥቢ ናይ ገስጋሲ ምሕዝነት ዝኸውን።
حزبنا يشارك في قمة جنيف التاسعة للديمقراطية وحقوق الإنسان
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريبدعوة وإعداد من خمس وعشرين منظمة غير حكومية انعقدت بجنيف في الحادي والعشرين من فبراير 2017م القمة العالمية التاسعة للديمقراطية وحقوق الانسان، وقد حضر القمة أكثر من 500 مشارك من جميع أنحاء العالم، وقد أكدت كلمة الناطق باسم مجلس حقوق الانسان الدولي أن وضع حقوق الانسان هذا العام ( 2017م ) في غاية التردِّي.
في هذه القمة العالمية قدَّم مختصون أكفاء أوراقاً وإحصائيات علمية دقيقة عن أهم مواضيع الديمقراطية وحقوق الانسان مثل عودة عتاة الدكتاتوريين الي مقاعد السلطة، وخطورة وصعوبة إعادة أحوال حقوق الانسان الي أوضاعها الطبيعية ومستوى التقدم الذي أحرزه النضال العالمي من أجل الديمقراطية والحرية. بالإضافة الي ذلك قدَّم 16 محاضراً ومطرباً وفناناً تشكيلياً إفادات شهود عيان عما تعرضوا له في بلادهم من انتهاكات فظيعة.
لكن للأسف الشديد لم يكن ضمن أولئك الشهود أحد من ارتريا يحكي قصته أو قصة قريب له رغم ما تفيض به ارتريا من انتهاك جنوني مستمر لحقوق الانسان المادية والمعنوية.
كانت إفادات شهود العيان محزنةً ومبكية للحضور، حيث قدَّم الموريتاني برهان أبيض عن استمرار العبودية في بلاده إفادات يصعب تصديقها في هذا العصر. وقد ناشد المتداخلون الحضور أن تحذو الأجيال الجديدة حذو الرئيس المالديفي الأسبق في محاربة إنبات دكتاتوريات جديدة.
قمة جنيف للديمقراطية وحقوق الانسان تعقد عادةً قبيل الانعقاد الدوري لمجلس الأمم المتحدة لحقوق الانسان بأيام قلائل. هذا ويشارك وفد حزبنا بهذه القمة للعام الثاني علي التوالي.
فيما يلي نرفق لكم صور أصحاب إفادات شهود العيان الستة عشر الذين أفادوا الحضور بما تعرضوا أو تعرض له أقاربهم من أبشع انتهاكات حقوق الانسان الجسدية والنفسية.



حزبنا يبرق مرشح الاستشارية الألمانية متضامناً
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريبمناسبة ترشح قادة الحزب الاشتراكي الديمقراطي الألماني لمنصبي المستشار ونائبه أبرق حزب الشعب الديمقراطي الارتري متضامناً كلاًّ من وزير خارجية ألمانيا والحزب الاشتراكي الديمقراطي بها.
في برقيته التي بعث بها في العاشر من فبراير 2017م الي الحكومة الألمانية عبر وزير خارجيتها الجديد ناشد الحزب المسئولين الألمان أن يمنحوا الاهتمام اللازم للقضية الارترية وأن يعملوا علي معالجة مشكلاتها السياسية والانسانية المتردية.
وبهذه المناسبة أعرب حزبنا عن تمنياته الطيبة للوزير معرباً عن ثقته بأن الألمان من ذوي الأصل الارتري سوف يقفون الي جانبه في معركته الانتخابية مؤيدين ومتضامنين.
وفي الختام ناشدت المذكرة مرشحي الحزب أن يضعوا في قلب اهتماماتهم القضايا الارترية الملحة والتي سبق تذكيرهم بها مراراً وتكراراً.
ارتريا: أسئلة بلا إجابات!!
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريتحكي قصص الشعوب السالفة أن ملكاً من الملوك مستمرئاً عدم مساءلته أو نصحه من أيٍّ كان ركب حصانه عارياً وجعل يسير في الطرقات دون أن يسائله أحد، الأمر الذي أثار فضول بعض المارة ليلفت الملك الي عريه، فاستغرب الملك ذلك وردّ بأن من يهمهم أمر عريه ليسو عمياناً فما دخلك أنت. انتهى موجز القصة الذي بدوره سوف يثير فضول قرائنا ومستمعينا الأعزاء ليتساءلوا بدورهم عن مغزى القصة ومناسبتها بالنسبة لواقعنا الحاضر، المناسبة أن دكتاتور ارتريا إسياس أفورقي كل بداية عام جديد تعوَّدَ أن يكلف أبواقه الدعائية بجمع أسئلة الشعب ليجيب سيادته عليها ويفتي فيها بعبقريته الفريدة القادرة علي الإفتاء في كل شيء. لكن ما ورد في صحيفة ارتريا الحديثة لسان حال الحزب أو الفرد الحاكم – العدد 107 للسنة السادسة والعشرين يشبه وكأن أمر الأسئلة قد طـُــبـِــخَ بليل.
بالطبع العلاقة الطبيعية بين الشعب وحاكمه بها مجال للأسئلة والإجابات، حيث يسأل الشعب ليجيب الحاكم، وهذا شأن إداري مألوف في العلاقة بين الحاكم والمحكوم. بل يعتبر من العلامات الدالة علي رُشد الحاكم وسداد رأيه. والعكس إذا تكاثرت الأسئلة من الشعب وتغاضى عنها الحاكم كما هو الحال بين الشعب الارتري ونظام الهقدف الحاكم. ليس المستغرب أن يتجاهل النظام باستمرار أسئلة وهموم الشعب، بل وادعاءه الجهل بتلك الأسئلة والمشكلات وكأنها غير موجودة لا في الواقع ولا في الخيال، ومن ثم بحثه عن تلك الأسئلة واهتمامه بجمعها.
أليس في ارتريا قضايا ومشكلات عالقة وأسئلة مثارة باستمرار يعرفها القاصي والداني؟ ألا تعج ارتريا بقضايا مثل: الديمقراطية، مشاركة الشعب في الحكم، الدستور، الانتخابات العامة، وجود التعددية السياسية، الحقوق الديمقراطية والانسانية، حرية التعبير والتظيم، العدالة، القضاء المستقل، التجنيد الإجباري، مشاركة القطاع الخاص في بناء البلاد، علاقات دبلوماسية سليمة، تدفق الهجرة الي الخارج؟؟؟!!!...الخ. السيد/ إسياس أفورقي، دعك من أن يجيب علي أسئلة الشعب القائمة والماثلة أمامه وعلي منضدته كل صباح، إنه لا يرد الردود الموضوعية والصحيحة حتى علي ما تفبركه له أجهزة إعلامه من خدع سمعية وبصرية وهي ترتجف وترتعد خوفاً. إن جمع وطرح الأسئلة بهذه الكوميديــَّــة السوداء دون مبالاة بآلام ومواجع الشعب الحقيقية لهو استخفاف بالعقول وضحك علي الذقون.
إن الاهتمام بجمع الأسئلة بهذه الروح الاستخفافية مع تجاهل الأسئلة المتكررة والمتجددة والمتدفقة يومياً ليس إلا أحد تكتيكات ومسرحيات التلاعب بعواطف الشعب حتى ينخدع بمظهر الاهتمام الكاذب بشؤونه وشجونه. إن الاعتقاد بإتيان الرئيس بجديد في أسئلة هذا العام أو غيره مع امتلاء الأرض الارترية بالأسئلة لهو عدم تعلـُّــم أو استفادة من دروس هذا العام والأعوام السابقة، وتناسٍ لحقيقة تحجـُّـــر قلب إسياس وزمرته عن الاكتراث بآمال وآلام الشعب. قد يضع سيادته إجاباتٍ قديمة لا تحل قضية للشعب في شريط جديد وبصوتٍ جديد، كما هو الحال عندما قال يوماً إن الظروف الملائمة لإنفاذ دستور 1997م لم تنضج بعد، ثم ما لبث أن نعى الي الشعب موت ودفن ذلك الدستور.
كل هذه الألاعيب ليست غريبة علي الهقدف إذا نظرت اليها بمنظاره، إنها ألاعيبه المألوفة لديه، لقد برهن لنا علي ذلك عياناً حيناً وإيحاءاً حيناً آخر، وذلك لأنه ينطلق من الاستهانة بدور الشعب وكونه مكتوف الأيدي عن اتخاذ أي قرار، إلا أنَّ الانعتاق من ربقة هذه المسرحيات الهزلية بيد الشعب المغوار وقواه السياسية المناضلة، إن اللف والدوران في فلك الهقدف أو العكس لم يعد خياراً قاصراً علي الهقدف. يفترض علي الحاكم الوفاء بما وعد وإلا خضع للمساءلة، كما أن من حق الشعب أن يفاتح حاكمه بتضاؤل ثقته به إن خان ما تعهد به من عهد. قائد الهقدف تعوَّد أن يستخف بما يتوقعه منه الشعب، لذلك يقول ويفعل ما بدا له دون أن يطرف له جفن، فقبل ثلاث سنوات سأله المذيع في مثل هذه المناسبة عن التنمية الاقتصادية الزراعية فطلب من المذيع أن يمهله ثلاث أشهر فقط حتى يجيبه الإجابة الواضحة والمتكاملة، والي يومنا هذا لا الصحفي أعاد السؤال ولا الرئيس تذكـَّــر فأجاب ولا الشعب اهتم أو تذكـَّــر فذكـَّــر رئيسه بما وعد بالإجابة عليه!!! وهذا أسطع دليل علي استمرائه احتقار ذاكرة الشعب والوطن.
إن تقديم السؤال أو عدم تقديمه حق من حقوق الشعب، لكن يستحيل علي أفورقي أن يجيب شعبه الإجابة الوافية الكافية، لماذا؟ لأن مصلحته تكمن في التعتيم علي قضايا الشعب لا الإبانة عنها. أحياناً قد ترد ضمن الأسئلة مجموعة منتقاة من الأسئلة الجادة أو العفوية يتم الاستفادة منها في عملية جس النبض وجمع عينات من المعلومات الاستخبارية في حقلٍ من الحقول، بحيث تساعد تلك المعلومات في تغبيش وعي الشعب عن أمرٍ ما أو ممارسة التهديد والابتزاز ومن ثم القمع بحق الشعب. يا ترى ما أكثر الأسئلة في ارتريا وما أقل الإجابات؟؟؟؟؟؟؟؟!!!! فهل من مجيب تجمع له الأسئلة وتقرع له الأجراس؟؟؟؟؟؟؟؟؟؟؟؟؟؟؟؟؟!!!!!!!!!!
ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ብሰንኪ ኤልኒንዮ እተባህለ ንፋስ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ድርቅን ናይ ጥሜት ሓደጋታትን ተኸሲቱ ኣሎ። በዚ ድርቂ’ዚ ዝተሃሰያ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ፡ ኡጋንዳ፡ ከንያ፡ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ኢየን። ኣብ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ናይ ህይወት ኣድሕን ህጹጽ ጻውዒት ብወግዒ ተኣዊጁ ኣሎ። ብዛዕባ ኤርትራ ግን ዛጊት ብስርዓት ህግዲፍ ይኹን ብናይ ረዲኤት ትካላት ዝተዋህበ መግለጺ የለን።
ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ርእሲ’ቲ ድርቂ፡ እቲ ዝካየድ ዘሎ ናይ ሕድሕድ ውግኣት እውን ነቲ ኵነታት ዝያዳ ከምዝብእስ ገይሩ ኢዩ።
ብሰንኪ’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ድርቂ እንስሳታት ክሞታ ምጅማረን ጥራሕ ዘይኰነስ ዋግአን እውን ባይታ ዘቢጡ ኣሎ። ሓረስታይ ከብቱ ሸይጡ ንስድርኡ ክዕንግል ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ ወዲቑ ኣሎ። ብኣንጻሩ ድማ ናይ ኣእካል ሕጽረት ስለዝተኸስተ ዋጋ ኣእካል ሰማይ ዓሪጉ ምህላዉ ተፈሊጡ ኣሎ።
ዝናም እንተዘይተረኺቡን ህጹጽ ረዲኤት እንተዘይተገገይሩን ድማ፡ ሳዕቤኑ ቀሊል ከምዘይከውን ነቲ ኵነታት ዝከታተሉ ዘለዉ ክኢላታትን ናይ ረዲኤት ትካላትን የጠንቅቑ ኣለዉ።
ካብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ወጻኢ እውን ኣብ ናይጀርያን የመንን ናይ ጥሜት ደመና ይዝምቢ ምህላዉ ዝተፈላለዩ ናይ ዜና ምንጪታት ይሕብሩ ኣለዉ።
اجتماع لبحث قضايا الشباب يشارك فيه رئيس الحزب
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريفي الرابع والعشرين من فبراير 2017م وبحضور الأخ/ منقستئاب أسمروم رئيس الحزب عقد عبر البالتوك اجتماع عام حول قضايا الشباب دعا اليه فرع حزب الشعب الديمقراطي الارتري بأوربا ناقش فيه الرئيس قضايا الشباب بعمق وتوسع.
في خطابه المسهب شرح الرئيس المعنى العلمي لهذه الفئة وقارن بين ماضي وحاضر الشباب الارتري قبل وبعد التحرير. وأوضح أن الشباب الذي حرر البلاد بالأمس لم يجد الحياة المستقرة مما اضطره لمغادرة البلاد أفواجاً وجماعات. ثم شرح الأسباب التي أدَّت الي تقاعس الشباب عن المشاركة في النضال من أجل الديمقراطية علي الرغم من اتفاقهم علي اعتبار الدكتاتور إسياس أفورقي سر البلاء الذي وقع بهم وبعامة الشعب الارتري.
ولخطورة هذا التقاعس علي مسيرة النضال والبناء أوضح الرئيس أن الحزب لن يألو جهداً في استرداد العافية لدور الشباب وإسهامه المتميز.
الأخ/ مدهني هبتزقي مسئول دائرة الشباب بالحزب خاطب الاجتماع قائلاً: إنه يشيد بجهد فرع الحزب بأوربا في تنظيم هذا الاجتماع بدون تح
يـُّـــز حزبي في توجيه الدعوة للشباب، الأمر الذي يؤكد أن القضايا الوطنية العامة مثل قضية الشباب لا تعرف التمييز علي أسس سياسية أو تنظيمية.
وأضاف أن الدائرة التي يرأسها في الحزب تعمل جاهدةً علي رفع إسهام الشباب في قضاياهم وجميع قضايا الوطن. وأن دائرته تتقبل جميع الآراء والملاحظات البناءة التي أدلى بها الحضور وسوف تعمل علي إنفاذها بكل ما لديها من إمكانات.
الأخ/ إساق ولد ماريام رئيس فرع أوربا بدوره أشاد بتلبية الحضور لدعوة الاجتماع ودعاهم الي المزيد من المساهمة في خدمة القضايا الوطنية.
عند إتاحة الفرصة للحضور أجمع الكل علي إيجابية مثل هذه المبادرات والإكثار منها، وبذل جميع الجهود الممكنة من أجل تطوير دور وأداء الشباب في النضال من أجل الديمقراطية. كما أبدى عدد من الحضور عن عزمهم علي تقديم أوراق علمية بهذا الشأن وتقديمها في منتديات وطنية أوسع.
ارتريون يلتقون مسئولين دوليين بجنيف
في يومي الثالث والعشرين والرابع والعشرين من يناير 2017م التقى وفد ارتري مهتم بشأن التغيير الديمقراطي في ارتريا بجنيف بكلٍ من المفوض السامي الدولي لحقوق الانسان ومفوض شؤون اللاجئين الأممي. ضم الوفد: السفير عند برهان ولد قرقيس عضو قيادة المنتدى الارتري للحوار الوطني (مدرخ) والسيد/ ولد يسوس عمار مسئول العلاقات الخارجية بحزب الشعب الديمقراطي الارتري.
تناول اللقاء الهام قضايا الساعة الارترية الراهنة مثل وضع حقوق الانسان في ارتريا، تدفق الهجرة من ارتريا وأسبابها وتجارة البشر، دور الجهات الدولية المعنية بالحد من تلك المشكلات ومعالجتها، بالإضافة الي تأهيل معسكرات استقبال اللاجئين الارتريين بالدول التي يهاجر اليها الارتريون.
المسئولون الدوليون من جانبهم أطلعوا الوفد الارتري علي لقاءاتهم بالمسئولين الارتريين حول وضع حقوق الانسان في ارتريا، وعدم شروع هؤلاء المسئولين حتى الآن في خطوات مطمئنة بهذا الصدد.
الوفد الارتري قام بتسجيل ما ورد في تنوير المسئولين الدوليين حول الأوضاع في ارتريا، وكان أبرز ما لمس: انتهاك حقوق الانسان، برنامج الخدمة الوطنية غير محدود الأجل وبدون مقابل، الاضطهاد السياسي المروِّع، الحرمان من حياة معيشية مستقرة وتعليم مفيد وحقيقي، فضلاً عن الوضع الاقتصادي المتردِّي.
هذا وقد تعهد المسئول الدولي المختص بحقوق الانسان بأنه لن يدخر جهداً في تحسين أحوال حقوق الانسان في ارتريا، هذا فضلاً عن العمل علي تولي الارتريين الدور الرئيسي في معالجة قضاياهم بأنفسهم في المحافل الدولية، وأنهم واثقون من تمكن الارتريين من إحراز نتائج إيجابية إذا وجدوا عون المجتمع الدولي. كما ناشد المسئولون الدوليون الارتريين المقيمين بالخارج الإسهام في تخفيف معاناة إخوتهم من اللاجئين حديثاً.
في ختام اللقاء اتفق الطرفان علي التفاكر المستمر حول معالجة قضايا حقوق الانسان واللجوء عالمياً وإقليمياً.
سويسرا تتشدَّد في قبول طلبات اللجوء الخاصة بالارتريين
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتريأصدرت المحكمة الفدرالية الإدارية السويسرية في الثاني من فبراير 2017م قراراً يختص باللاجئين الارتريين، وقد أبان القرار أن مجرد قدوم هؤلاء اللاجئين من ارتريا ليس سبباً كافياً لتمتعهم بحق اللجوء السياسي في سويسرا، وأن القرار سوف يوضع موضع التطبيق ابتداءاً من يونيو 2017م.
أوضحت المحكمة التي تمثل المرجعية الأعلى في تفسير قوانين البلاد، أن طلبات اللجوء الارترية لن تكون محل قبول إلا بعد تقديم أدلة قوية علي تعرض الطالب لممارسات قمعية من قبل مسئولين ومتنفذين ينتمون الي جهات عليا في السلطة الارترية.
يومية (جنيفا تربيون) السويسرية التي تصدر بالفرنسية أوضحت في عددها الصادر في الثالث من فبراير 2017م أن السلطات السويسرية المختصة قالت إن لديها المعلومات الكافية بأن الكثيرين من اللاجئين الارتريين بمجرد حصولهم علي حق اللجوء السياسي سرعان ما يترددون علي بلادهم ارتريا دو عناء يذكر مما يعني أنهم لا يواجهون أية مشكلات أو عوائق تمنعهم من الإقامة أو التواجد ببلادهم.
يذكر أن وفداً من الجناح اليميني في الائتلاف السويسري الحاكم كان قد سجل زيارة الي ارتريا قبل بضع سنوات ورفع للسلطات السويسرية تقريراً يفيد بأن ( ارتريا الآن لا تثير قلق من يعود اليها من مواطنيها ).
يجدر بالذكر أن خمساً وعشرين ألف طالب لجوء ارتري قد دخلوا سويسرا خلال السنوات القليلة الماضية.
عمَّــار في بالتوك (حِــدْرِي جقانُــونا)
Written by اعلام حزب الشعب الديمقراطي الارتري
مُــدَعماً حديثه بالأدلة والأمثلة الشارحة قال عمار: إن عدم تمتع الجبهة الشعبية لتحرير ارتريا كقوة وطنية خلفت القوة الأجنبية المحتلة في 1991م، إن عدم تمتع تلك القوة بالمسئولية الوطنية والنضج السياسي وسعة الأفق وبالتالي عدم قدرتها علي لملمة الشتات الوطني واستيعاب كافة القوى ذات الوزن الجماهيري والنضالي أورثنا ما نعيشه اليوم من واقع مرير. والشعبية نفسها لم تنتهج ذلك النهج الإقصائي منذ ما بعد التحرير فقط بل هو نهج كان سائداً في أوساطها إبان فترة التحرر الوطني وآثر الكثيرون حينها الصمت عليه حرصاً وإشفاقاً علي المسيرة التحررية من التفتت واختلاف الرأي.
في محاضرته المقسمة الي أبواب وفصول أوضح عمار أن المقاتلين الارتريين في كلا تنظيمي حقبة التحرير الرئيسيين (الجبهة والشعبية) سجلوا بطولات تاريخية نادرة، وعندما بدأت ساعة التحرير تقترب نصح الكثيرون الجميع بالتفكير في وضع مرحلة ما بعد التحرير ولم يقتصر النصح علي الوطنيين فحسب بل شارك فيه الأصدقاء والمراقبون الأجانب أيضاً. وأضاف أن من عيوب نضالنا في الماضي والحاضر والوطن والمهجر المبالغة في تعظيم دور الفرد والإيمان المطلق به، ومن العيوب أيضاً التقييم العسكري فقط لقوة وتأثير مختلف القوى وبالتالي تحقير شأن القوى الأخرى وفقاً لهذا المعيار، كما أن عمار لم يخف رأيه حول تقصير القوى والمؤسسات الاقليمية والدولية مثل الاتحاد الافريقي والأمم المتحدة بوجهٍ أو بآخر في الحد من تنامي هذا الاتجاه الإقصائي بالنظر اليه باعتباره من معطيات حكومات الأمر الواقع.
وأضاف عمار أنه منذ 1991م أفراداً كانوا أوتنظيمات، بالداخل أو الخارج، لم يدخر الارتريون جهداً في تحذير نظام أفورقي وتنظيمه من التراجع عن هذا المسلك الانفرادي، وذكر ضمن تلك الجهود أمثلة من المجهودات والأدوار الوطنية التي بذلها تنظيم المجلس الثوري وقوى أخرى عديدة. هذا وإن كان لب المحاضرة يتعلق (التعلــُّـم من الماضي حتى لا نقع في تكرار تجربة الهقدف بعد سقوط نظامه) ولكن بحكم انتمائه ودوره الحزبي القيادي لم يبخل المناضل المخضرم عمار علي الحضور بالرد علي أسئلة خارج موضوع المحاضرة ولكنها تتعلق بالحزب.
في تظاهرة حاشدة من وسائط الاتصال الالكتروني أمها المشاركون من جميع أنحاء العالم بحوالي 415 جهاز كمبيوتر وهاتف يدوي، أدلى الحضور والمتابعون بآرائهم وأسئلتهم التي وجدوا الردود الشافية عليها من مقدم المحاضرة الأستاذ عمار واختتم اللقاء بإشادة المتلقين والمشاركين بمثل هذه اللقاءات التوعوية المفتوحة والشفافة مطالبين بالمزيد منها.
More...
في ارتريا حملات التجنيد الإجباري تشمل القصـَّـــــــــر
أفاد قادمون من ارتريا أن حملات تجنيد الخدمة الوطنية الإلزامية شملت الأبناء والأحفاد القصر مما حرم الطاعنين في السن من أحفادهم الذين كانوا يقومون بخدمتهم بدلاً من أبنائهم المجندين. وتضيف المصادر أن الأحفاد القصر العاملين بالزراعة والرعي تعرضوا لحملات التجنيد مما أدخل ذويهم في أزمات إضافية علي ما هم فيه من معاناة.
من جهةٍ أخرى أثار قرار نزع ملكية الأرض الزراعية من كبار السن بحجة عدم قدرتهم علي العمل بها، أثار موجة من الامتعاض العارم في جميع أنحاء البلاد.
كذلك أوردت مصادر عليمة بالشأن الارتري أن أية وثيقة أو شهادة بخلاف الوثائق المختصة بالجنود النظاميين أو المجندين إجبارياً لم تعد تؤهل صاحبها للتمتع بحق العمل أو الاستثمار في أي حقلٍ من الحقول.
مسئولو الهقدف يعملون علي تصفية التجارة والاستثمار:
أفادت مصادر من ارتريا أن من تم منحهم رخصاً تجارية أصبحوا ضحايا المكوس والضرائب المضاعفة، فعند قيام التجار باستيراد مواد أساسية من دول الجوار كالسودان واثيوبيا يدفعون ضريبة لسلطات مدن الحدود مثل تسني ويمنحون إيصال دفع بقيمة الضريبة، لكن ذلك الإيصال لا يعفيهم من ضريبة أخرى عند التقدم الي وسط البلاد فيضطرون للدفع أيضاً ومن يعترض أو لا يستطيع الدفع يتم احتجاز أو مصادرة بضاعته.
وأضافت المصادر أن المسئولين المكلفين بجمع تلك الضرائب بدورهم يفرضون إتاوات وعقوبات شخصية إضافية علي التجار غالباً ما تنتهي الي دفع تلك الإتاوات أو السجن والاختفاء القسري.
لقد أدت تلك القوانين والضرائب والعقوبات التعسفية الي هجر معظم الشبان البلاد الي الخارج ومن لا يتيسر له ذلك يهرب الي المخابئ والتخفي الاضطراري في الأديرة والمعابد.
ጨንፈር ፍራንክፎርትን ከባቢኡን ብዕለት 26.02.2017 ወርሓዊ ኣኼባኡ ሰዓት 2፡00 ድ.ቀ. ጀሚሩ። ኣኼባ ብሓው ታደሰ ኣስመላሽ ኣቦመንበር ጨንፈር ብናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ምስ ተኸፈተ፥ ብሽማግለ ጨንፈር፡ ዲሲፕሊን ኣብ ጥርናፈን ሓድነትን ጽፈት ስራሕን ቅድመ-ተደላይነት ከም ዘለዎ ድሕሪ ምግላጽ፡ ናይ እዋናዊ ሓበሬታታት ምልውዋጥ ተኻይዱ።
ካብኡ ብምቕጻል፡ ኣብቲ ነዚ ኣኼባ‘ዚ ካብቶም ካልኦት ኣኼባታት ፍሉይ ዝገብሮ ጉዳይ መንእሰያት ተኣትዩ። ነቲ ፍሉይ መደብ መንእሰያት ሒዙ ዝቐረበ ኣባል ሽማግለ መንእሰይ ክብሮም ዓንዶም እዩ። ክብሮም ንመግለጺኡ ብቪድዮ ዝተቐርጸብፊልም ኣሰንዩ ንክልተ ሰዓት እዩ ዝርዝር ኣስተምህሮ ሂቡ።
ኣርእስትታት መግለጺኡ ድማ፡-
1 - ፍልልይ ኣብ መንጎ ዲሞክራስን ምልክን፤
2 - ጉዳይ ሓድነት ህዝቢ፤
3 - ብዛዕባ ናይ ጣዕሳ ወረቐት ምምላእን ምፍራምን መዘታቱን፤
4 - ኩነታት ስደተኛታት ኣብ ወጻኢ ከመይ ኣሎ፤
5 - ዓንዲ ገዛና፤ ዝብሉ እዮም ኔሮም።
ዝርዝር ዜና ኣኼባ
1 -መንእሰይ ክብሮም ነቲ ጉዳይ ደሞክራስን ምልክን ኣልዒሉ ክገልጽ እንከሎ፤ ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰል ዝብል ብቪድዮ ኣብ ስክሪን እናኣርኣየ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ድማ ክሳብ ክንደይ ነዚ ኣድማሳዊ ሕጊ‘ዚ ረጊጹ፡ ነቲ ብደም ውጹዓት ዝመጸ ነጻነት ጨውዩ፡ ንህዝቢ ብዘይቅዋም ብፍርሂ እናገዝአ፡ ካብቲ ቅድሚኡ ዝነበሩ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝፍጽሙዎ ዝነበሩ ዝኸፍአ ግፍዒ እናፈጸመ እዩ ንህዝቢ ዘመሓድር ዘሎ ይብል። ምልካዊ ኢሳያስ ካብ ትግባሬ ቅዋም ዝፈርህ ንረብሓኡ ስለ ዘይኮነ እዩ። እቲ ካብ 1993 ክሳብ 1997 ዝተነደፈ ቅዋም እውን ኣብ ግብሪ ከውዕሎ ኣይደለየን። ስለምንታይ እቲ ዝተነድፈ ቅዋም ዘይትግበር ዝብል ሕቶ ምስ ቀረበሉ ድማ፡ ቅዋም ከይተኣወጀ ዝሞተ‘ዩ እናበለ እናኣቈናጸቦ‘ውን ብቪድዮ ኣርእዩ።
ምልካዊ ኢሳያስ፡ ንኤርትራ ሲንጋፖር ክንገብራ ኢና እናበለ እናፈከረ‘ዩ መጺኡ። ግን ዝዓነወ እምበር ዝተሃንጸ ኣይረኣናን። ነተን ዝጀሃረለን ዘሎ ጥልያን ዝሃነጸን ትሕተ-ቅርጻታ‘ውን ከዐርየን ኣይበቕዐን ብምባል ስእሊ ናይ ኣስመራ ብቪድዮ እናኣርኣየ ዘሕዝን ዕንወት ሃገርና ኣርእዩ። ኢሳያስ እምበኣር ሲንጋፖር ንምግባራ ናብ ዘይዓቕሙ ካብ ምምጥጣር እታ ዝቐለለት ክገብራ ዝግብኦ ዝነበረ፡ ቅዋማውን ሕጋውን ደሞክራስያውን መንግስቲ ምትካል እያ ኔራ። ምስኡ ኣሰንዩ‘ውን ‘‘ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣውጽኣያ እታ ሓቂ” እትብል ግጥሚ ብሓደ ተባዕ ተቓላሳይ ዝተገጥመት ኣስሚዑ።
ቅዋም ተነፊጉና ብዘይሕጊ ብፍርሂ እናተመሓደርና፥ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ኩሊት ዜጋታትና እናተሸጠ፥ ህዝብና ብዘይሕጊ እናተኣስረን እናተጨፍጨፈን፥ ክሳብ እሱር ክትርእየሉ ዘይትኽእል ኩነታት እናሃለወን፥ ተቐቲሉ እንከሎ ዘይሕበረካን፥ ሬሳ ኣብ ዓዱ ምቕባር እናኣገድካን፥ ንህዝቢ ኮነ ኢልካ እናኣጥመኻን ዝወደቐ መግቢ እናሸጥካን፥ ኣብ ሃይማኖት ኢድካ እናኣእቶኻ ንህዝቢ ፋሕፋሕ እናኣበልካ፥ ንመንእሰያትካ ኣብ ብስም ኣገልግሎት ኣብ ባርነት እናቆረንካን ኣብ ዘይቅኑዕ ውግእ እናኣጽነትካን፥ ሃገር ገዲፎም ክጠፍኡን ግዳይ ገበነኛታት ክኾኑ እናገበርካን እንከሎኻ ሃገር ሰላም ኣላ ጽቡቕ ኣላ ምባልከ ምስ ምንታይ ይቚጸር? እዚ ኩሉ እናገበረ ድማ‘ዩ ኣብ ናይ 50 ዓመት ኢዮበልዩ የራኽበና ብምባል ገና ጸገምና ከም ዘይውዳእ ዝገለጸልና።

እታ ሓንቲ ንኣና ብፍላይ ንመንእሰያት ካብዚ ጸገም‘ዚ ንምንጋፍ እትጽበየና ዘላ እምበኣር፡ ኣብ ዓዲ ዲሞክራሲ እናተቐመጥና፡ ካብኦም ተማሂርና ፍርሂ ኣወጊድና ዓበይቲ ዝገደፉልና ቃልሲ ብምቕጻል፡ ምእንት‘ቲ ማንም ሰብ ፈትዩ ክህበና ጸሊኡ ድማ ክኸልኣና ዘይክእል መሰልና ብቘራጽነት ምቅላስ እያ ይብል መንእሰይ ክብሮም። ስርዓት ህግደፍ ሰብ ክኣስር እኽእልዩ ንሕልናና ክኣስሮ ግን ኣይክእልን‘ዩ። ስለዚ ሕልናና ነቃልሶ ብምባል‘ውን ምሕጽንታ ኣቕሪቡ።
2 -ካብኡ ቀጺሉ‘ውን መንእሰይ ክብሮም ሓርበኛዊ ኣበሃህላ ናይ ደጀዝማች ባህታ ሓጎስ ኣብነት ብምጥቃስ ሓርበኛዊ ስምዒትና ከነትርር ከም ዘሎና ይገልጽ። ደጀዝማች ባህታ ሓጎስ ኣብ 1894 ብጥልያን ኣዋልድ ክህቦም ምስ ተሓተቱ፡ ነዋልድ ሃገረይ ንባዕዲ ኣሕሊፈ ካብ ዝህብ ሞት ይሕሸኒ ብምባልዮም መሊሶሙሉ። ንሕና መንእሰያት ድማ ኣብነት ኣቦታትና ተኸቲልና ሓድነትና ነጽንዕ ንኣሕዋትና ንባዕዳውያን ኣሕሊፍና ኣይንሃብ ዝብል መልእኽቲ‘ውን ኣመሓላሊፉ።
3 -ኣብ ጉዳይ ጣዕሳ ምፍራም ክዛረብ እንከሎ‘ውን፡ ብቐዳምነት ናይ ጣዕሳ ምፍራም እንታይ‘ዩ ዕላምኡ ምፍላጥ የድሊ ይብል። ስርዓት ኢሳያስ በቲ ካብ ዓለም ዝወርዶ ዘሎ መሓንቖ ክድሕን ክብል፡ ብገንዘብ ህዝቢ ማለት ብሽያጥ ወርቂ ይኹን ብኻልእ ሜላታት ብዝእክቦ ገንዘብ ዕሱባት እናጥረየ ፕሮፓጋንዳ ዝነዝሑሉን ንህዝቢ ዘደናግሩሉን ብምውፋር‘ዩ ዝጐዓዝን ናይ ጣዕሳ ፈርሙ እናበለ ዝጉስጉስን ዘሎ። እቲ ናይ ጣዕሳ ዝተፈረመ ወረቐት እምበኣር ንብዙሓት መንእሰያት ኣብቲ ቦታ ናይ ኤምባሲ ዝተርፍ እዩ ዝመስሎም። ናብ ናይ ዝተፈላለያ ናይ ዓለም ትካላት እናኣመሓላለፎ እዩ ህዝቢ ኣብ ጐድነይ ኣሎ፡ ሃገር ጽቡቕ ከም ዘላ ጸገም ዝበሃል ከም ዘየለ ዘረጋግጽ ድማ እንሆ ኩሎም ተጋጊና ኔርና ኢሎም ናይ ጣዕሳ ወረቐት እጽሕፉ ብምባል‘ዩ ንከታልል ዝጥቀመሉ። እዚ ድማ ተመሊሱ ነቶም ዝፈረሙ ከም ዝጐድእ ርዱእ‘ዩ። እቲ ተረባሒ እምበኣር ስርዓት ኢሳያስ ጥራይ እዩ። ናብቲ ምኽንያት ናይ‘ዚ ኩሉ ስደትናን ጥፍኣትናን ዝኾነ ስርዓት ምምላስ ማለት ድማ ጥፍኣት እዩ፥ ስለምንታይ ኣብ እንዳ ህግደፍ እንተፈረምካ ትጠፍእ እንተዘይፈረምካ ድማ ጥጠፍእ‘ዩ። ንብዘይሕጊ ዝወጹ ጥራይ‘ውን ኣይኮኑን ዘፈርሙ ዘለዉ፤ ክሳብ ንብሕጊ ዝወጹ‘ውን የፈርሞ‘ዮም እቲ ቊጽሪ ክበዝሓሎም። ስለዚ ንጠንቂ ስደትና ዝኾነ ስርዓት ተቢዕና ንቃለሶ ይብል መንእሰይ ክብሮም።

4 -ቀጺሉ ኣብ ኩነታት ስደተኛታት ክዛረብ እንከሎ‘ውን፥ ኣብዚ ዘሎናዮ ግዜ ኤውሮጳውያን ብብዝሒ ስደተኛታት ዓቕሎም ስለ ዝጸበቦም፡ ንስደተኛታት ዝመልከት ሓድሽ ሕግታት እናኣውጽኡን እናኣትረሩዎን እዮም ዝኸዱ ዘለዉ፤ ኣብ ጀርመን ንገለ ዜጋታት ናይ ካልእ ሃገራት ኣብ ሃገሮም ጸገም ከም ዘሎ እናፈለጡ ይጥርዝዎም ኣለዉ፥ ከምኡ‘ውን ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብምስምማዕ መፍትሒ ከናድዩ ይረኣዩ ኣለዉ፤ ኣብ ስዊትዘርላንድ‘ውን ብደረጃ ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝግበር ዘሎ ተጽዕኖ ንርእዮ ኣሎና፤ እስራኤል‘ውን ብወገና ንገለ ኣፍሪቃውያን ሃገራት ገንዘብ እናሃበት ንኤርትራውያን ስደተኛታት መጒሓፊ ትጥቀመለን ኣላ፤ ስለዚ መሰረታዊ ፍታሕ ካብ ካልኦት ከይተጸበኻ ምቅላስ ጥራሕ‘ዩ ይብል።
5 -ኣብ መወዳእታ ዘረብኡ‘ውን፡ ዓንዲ ገዛና ሓድነትናዩ ይብል። ኣብዚ ኣርእስቲ‘ዚ ናይ ብዙሓት ሃገራት ከም ኣብ ኡክረይን ዝተገበረ ህዝባዊ ናዕቢ ይኹን ካልእ ኣብነታት እናጠቐ፡ ህዝቢ እንተ ሓቢሩ ዝዓግቶ ከም ዘየለ ኣስፊሑ ገሊጹ። ህዝቢ ንገበነኛታት ሒዙ ኣብ ፍርዲ ዘቕርበሉ ግዜ‘ውን ክመጽእ‘ዩ ብምባል ድማ ኣገዳስነት ሓድነት ወሳኒ ምዃኑ ገሊጹ።
ኣብ መደምደምታ‘ውን ብዙሓት መንእሰያት ንዝሓለፈ ገዲፍና ንዝመጽእ ፍርሂ ኣወጊድና ብትብዓት ንቃለስ ዝብል መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ዓበይቲ ኣቦታት‘ውን ብወገኖም ንሕልናን ነቃልሶ እዚ ስርዓት‘ዚ ብ1991 ናይ ውድባት ሓሸውየ የለን ምስ በለ ተቐቢጹ‘ዩ፡ ካብ ባዕዳውያን ገዛእትና ዝገደደ ስርዓት‘ዩ ዘሎና፥ ከምቲ ሽምዓ ንርእሳ መኺኻ ንገዛ ተብርህ፡ ነፍሶም ሰዊኦም ንኣና ከብርሁ ዝሓለፉ እታ ብርሃን ኣብ ጸልማት ተቐይራ ኣላ፥ ስለዚ ምስ በሰላኹም ኢኹም መጺእኩም ዘለኹም ሓላፍነትኩም ምኻኑ ፈሊጥኩም ተቓለሱ ዝብል ምዕዶታት ለጊሶም።
በዚ ድማ ኣኼባ ሰዓት 4፡30 ብዝክረሰማእታት ተደምዲሙ።
ብዛዕባ መንእሰያት ዝዘተየ ብዞባ ኤውሮጳ ሰዲህኤ ዝተዓደመ ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኩሉ ኩርነዓት ዝተሳተፍዎ ኣኼባ ብ24 ለካቲት 2017 ኣብ ፓልቶክ ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባ ኣቦ- መንበር ሰልፊ ብጻይ መንግስተኣብ ኣስመሮም ንመንእሰያት ዝምልከት ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ።
ብጻይ መንግስተኣብ ኣስመሮም ኣብዚ ሰፊሕ መግለጺኡ መንእሰይ ዝበሃል ክፍሊ ሕብረተሰብ ኣየናይ ምዃኑ ምስ ጠቐሰ ግደን ተመኩሮን ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ ግዜ ሰውራ ዘርዚሩ። ኣስዒቡ ድማ መንእሰይ እቲ ደም ከፊሉ ናጽነትን ልኡላውነት ኢርትራ ዘውሓሰ ክነሱ፡ ሞሳ መስዋእቱ ዝተነፍጎ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ሃገሩ ብሰላም ክነብር ዘይከኣለ ምዃኑ እውን ብመርተዖታት ኣሰንዩ ኣብሪሁ። ካብቲ ብዙሕ ሞሳ ቃልሱ ከም ዘይረኸበ ዘመልክት ኣብነታት፡ እዚ ብዋሕዚ ዝስደዶ ዘሎን ኣብቲ ጉዕዞ ስደት ንምግላጹ ዘጸግም ዘጋጥሞ ዘሎ መከራን ምዃኑ እውን ብዝርዝር ኣመልኪቱ። መንእሰይ ኣብ ስደት ኣንጻር’ቲ ናብ ስደት ዘብቀዖ ጸረ-መንእሰይ ብፍላይ ጥራይ ዘይኮነ ጸላኢ መልእ ህዝቢ ዝኾነ ዲክታቶር ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ብኸንድቲ ዝድለ ይሳተፍ ከምዘየለ ጠቒሱ፡ ከምኡ ንክኸውን ዘገደድዎ ጉዳያት ጸብጺቡ።መማረጺ ኣብ ዘየብሉ ኣዝዩ ኣግላሊ ፕሮፓጋንዳ ስርዓት ህግደፍ ምዕባዩ ቀንዲ ምኽንያት ምዃኑ’ውን ኣብሪሁ። ኩነታት ከምዚ ኢሉ ብዝሕቱል ተሳትፎ መንእሰይ እንተቀጺሉ ሳዕቤኑ ሓደገኛ ምዃኑ ድሕሪ ምሕባር ድማ ብወገን ሰዲህኤ ነዚ ሓደጋዚ ንምውጋድ ክስረሓሉ ዝጸንሓን ዘሎን ጻዕሪ ገሊጹ ጌና ዝተርፎ ከም ዘሎ ከኣ ኣተንቢሁ።
ኣብዚ ኣኼባ ዝነበረ ሓው መድሃኔ ህብትዝጊ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጉዳይ መንእሰያት ሰዲህኤ ብጻይ መድሃኔ ህብትዝጊ ብወገኑ ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ ከኣ፡ ዞባ ኤውሮጳ ጉዳይ መንእሰያት ንሓደ ኣካል ሰልፊ ጥራይ ዝግደፍ ከምዘይኮነ ተረዲኡ ነቲ ኣኼባ ምስርዑ ኣመስጊኑ። ቀጺሉ ከኣ እቲ ንሱ ዝመርሑ ቤት ጽሕፈት ጉዳይ መንእሰያት፡ መንእሰይ ኣብ ቃልሲ ክሳተፍ ዘኽል ዝኽእል ኩነታት ንምፍጣር የካይዶ ዘሎ ጻዕርታት ዘርዚሩ እቲ ብዚ መዳይ ትጽቢት ዝግበረሉ ለውጢ ክመጽእ ተስፋኡ ልዑል ምዃኑ ኣብሪሁ። ኣብዚ ኣኼባ ንዝቐረበ ሃናጺ መገልጽን ርኢቶታትን ቤት ጽሕፈቱ ክሰርሕሉ ምዃኑ ገሊጹ።
ኣቐድም ኣቢልሉ ሓው ይስሃቅ ወልደማርያም ኣቦ- መንበር ዞባ ኤውሮጳ ንተሳተፍቲ ምስጋናኡ ብምቕራብ፡ ነዚ ኣኼባ ክውድቡ ብዛዕባ ዝደረኾም ሓልዮት ጠቒሱ ሓጺር መእተዊ ቃል ኣስሚዑ።
መድርኽ ሕቶን ርኢቶን ምስ ዝተኸፍተ ድማ ተሳተፍቲ ብዛዕባ ጉዳይ መንእሰያት ከምዚ ዝኣአመሰል ኣኼባ ምክያዱ ንኢዶም። ዝያዳ ዝተነባረቐ ካልእ ኣገዳሲ ሓሳብ ከኣ ጉዳይ መንእሰያት ከምቲ ኣብ ቃልሲ ዘለዎ መተካእታ ዘየብሉ ግደ ኣብቲ ዝድለ ደረጃ ንምብጽሑ ከቢድን ቀጻልን ቃልሲ ስለ ዝሓትት በብዓቕሞኻ ብውልቂ ኮነ ብሓባር ጻዕሪ ክገብርሉ ተሰማሚዖም። ብዘይካዚ ብዛዕባዚ ጉዳይ ዓሚቕ ኣፍልጦ ስለ ዘድሊ፡ ካብ ተሳተፍቲ ኣብ መጻኢ ነዚ ዛዕባዚ ዝምልከት መጽናዕታዊ ጽሑፋት ሒዞም ክቐርብሉ ቃል ዝኣተዉሉ ኣጋጣሚ’ውን ነይሩ።
ሰደህኤ ኣብ 9ይ ኣኼባ ሰብኣዊ መሰልን ደሞክራስን ጀነቫ ተሳቲፉ
Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰደህኤብ25 ፍሉጣት ዘይመንግስታዊ ማሕበራት ዝተዳለወ 9ይ ኣኼባ ሰብኣዊ መሰልን ደሞክራስን ብ21 ለካቲት 2017 ኣብ ጀነቫ ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባ ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ልዕሊ 500 ተሳተፍቲ ተረኺቦም። እዚ ኣብ ሰብኣዊ መሰል ናይ ዝነጥፉ ኣኼባ ጀነቫ ብቓል ናይ 2017 ኣብ ሕቡራት ሃገራት ሓላዊ ሰብኣዊ መሰል ዲረክቶር ምኽፋቱ፡ ኣብዛ ዓለም ጉዳይ ሰብኣዊ መሰል የሻቕል ከም ዘሎ ዘመልክት እዩ።
መለኽቲ ምስ ኩሉ መላኺ ሓደጋታቶም ናብ መድረኽ ይምለሱ ምህላዎም፡ ሰብኣዊ መሰል ናብ ንቡር ቦታኡ ናይ ምምላስ ሓደጋ፡ ከምኡ እውን ምእንቲ ናጽነትን ደሞክራስን ዝግበር ቃልሲ ኣብዚ እዋንዚ ዘለዎ ደረጃ ኣብዚ ኣኼባ ብክኢላታት ቀሪቦም ካብ ዝተዘርበሎም ቀንዲ ዛዕባታት ነይሮም። ብዘይካዚ 16 መደርቲ፡ ደረፍትን ቀባእትን ናይ ዓይኒ መሰኻኽር፡ ኣብ መድረኽ ቀሪቦም ምስክርነቶም ሂቦም። እዞም ኣብ መድረኽ ዝተዛረቡ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ኣብ ሃገራቶም ኣብ ልዕሊኦምን ኣብ ልዕሊ ቀረቦምን ዝተፈጸመ ዘሰንብድ ዛንታታት ኣቕሪቦም። እቲ ዘሕዝን ካብታ ሜላዊ ገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣዊ መሰል ዝፍጸመላ ኤርትራ ቀሪቡ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊኡን ኣብ ልዕሊ ካለኦት ወገናቱን ዝተፈጸመ ገበናት ዝገልጽ ናይ ዓይኒ ምስክር ኣይነበረን።
ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ዘቕረብዎ ዛንታታት ንተሳተፍቲ ዘብኪ ትሕዝቶ ነይርዎ። ካለኦት (ከም ማውርታንያዊ ብርሃን ኣበይድ) ዝኣመሰሉ፡ ብዛዕባ ቀጻልነት ባርነትን ክትኣምኖ ዘጸግም ግሉጽ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን መብርሂ ሂቦም። ካብዚ ብተወሳኺ (ከም ናይ ቅድም ናይ ማልዲቭስ ፕረሲደንት) ሓድሽ ትውልዲ ምእንቲ ሰብኣዊ መሰል ተባዕ ቃልሲ ንከካይድን ኣብዚ መዳይዚ በብኹርናዑ ይፍጠሩ ንዘአልዉ ውልቃውያን ዓመጽኛታት ከይንብርከኽን ምዒዶም።
ኣኼባ ጀነቫ ንሰብኣዊ መሰልን ደሞክራስን፡ ቅድሚ ዓመታዊ ጉባአ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰል ኣብ ጀነቫ ምግብኡ፡ ሒደት መዓልታት ዝካየድ እዩ። ልኡኽ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰደህኤ) ኣብዚ ናይ ጀነቫ ኣኼባ ብተኸታታሊ ን2ይ ዓመት እዩ ተሳቲፉ።
እዞም ኣብ ታሕቲ ምስሎምን ኣስማቶምን ተዘርዚሩ ዘሎ፡ ናይ ዓይኒ ምስክርነቶም ዘቕረቡ፡ ኣብዚ ኣኼባ ጀነቫ 2017 ዝመርሑን ምእንቲ ሰብኣዊ መሰል ብዝገብዎ ኣበርክቶ ብልጫ ዝረኸቡን እዮም።

ኣናስታሲያ ዞቶቫ በዓልቲ ቤት ሩስያዊ እሱር ኢልዳር ዳዲን፡ ኣንቶንቶንያታ ለደዝማ ጓል እሱር ከንቲባ ካራካስ፡ ኣንቶኒዮ ለደዝማ፡ ኣስትሪድ ቶርስ ፊንላንዳዊ ፖለቲከኛን ናይ ቅድም ኮሚሽነር ውሑዳትን፡ ቢራም ዳህ ኣበይድ መራሒ ቃልሲ ኣንጻር ባርነት ኣብ ማውሪታኒያ።

ካን ዱርዳር ፍሉጥ ቱርካዊ ጋዜጠኛን ናይ ቅድም ሓላፊ ጋዜጣን፡ ቺቶ ጋስኮን ድሕሪ 6 ዓመታት ማእሰርቲ ዝተፈትሐ፡ ዳኒሎ “ኢል ሰክቶ” ማልዶናዶ ኩባዊ ኣርቲስትን ንጡፍ ተሳታፍን ንካስትሮ ብምንቃፉ ተኣሲሩ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝተፈትሐ።

ኣርዊን ኮትለር ናይ ካናዳ ናይ ፍትሒ ሚኒስተርን ኣባል ፓርላማን ዝነበረ፡ ከምኡ እውን ኣብ ጉዳይ እሱራት ተሓላቒ፡ ጀምስ ጆነስ ዕዉት ደኮመንታሪ ዘዳለወ፡ ከምኡ እውን ብዛዕባ ሳዑዲ ዓአቢያ ሕቡእ ዘቃለዐ፡ ምክትል ፕረሲደንት ኣፍሪቃዊ ሓርነታዊ መርበብ፡ ሞሓመድ ናሺፍ ናይ ቅድም ፕረሲደንት ማልዲቨስ፡

ኒማ ለሃሞ ቲበታዊት ንጥፍትን ጓል ሓው ሃይማኖታዊ መራሒ ተንዚን ደለክ ሪንፖቸን፡ ሽሪን ፍሪድ ያዚድ ብእስላዊ ኣይሲ ጾታዊ ባርነት ዘጋጠማን ደራሲት “ጓል ብርሃን ኮይነ ክቕጽል እየ”ን፡ ታሂ ራህማኒ ኢራንዊ ጋዜጠኛን ናይ ፖለቲካ እሱር ዝነበረትን ከምኡ እውን በዓልቲ ቤት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘሎ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰል ናርገስ
ሞሓማዲ፡ ዛህና ነምትሶቫ ጋዜጠኛ, መስራቲት ቦሪስ ነምትሶቭ ፋውንደሽን ንናጽነትን ካብ ደቡብ ኮርያ ዝሃደመን (ንድሕነቱ ስእሉ ዘይወጸ)።