ምልክታ ንጽምብል ናጽነት ኤርትራ

2026-05-12 08:40:06 Written by  መንእሰያት ዞባ ኤውሮጳ Published in EPDP News Read 81 times

ምልክታ 

ብመንእሰያት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዞባ ኤውሮጳ፥ መበል 35 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ንዕለት 23 ጉንበት 2026፡ ኣብ ከተማ ለቨርኩዝን ሃገረ ጀርመን ኣብ ምድላው ስለዘሎ ኩሎም ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን ንኽሳተፍዎ ብኽብሪ ንዕድም።

ኣብ ቦታ ጽምብል ብዳሓን የራኽበና

ናጽነት ኤርትራ ንዘልኣለም ይንበር!!

ክብርን ዝኽርን ንስዉኣት ኤርትራ

ኣኽበርትኹም መንእሰያት ሰዲህኤ

Last modified on Tuesday, 12 May 2026 11:19