ዝኸበርኩም ኣካየድቲ ኮንፈረንስ መንኣሰያት ኤርትራን፡
ዕዙዛት ተሳተፍቲን
ንሕና መንእሰያት ኣባላት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመንገዲ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት መንእሰያት፡ ኣቢልና፡ ነዚ ኣብ ዋሽንግትን ዲ.ሲ. ሕ.መ.ኣ. እተካይድዎ ዘለኹም፡ ኮንፈረንስ መንእስያት ኤርትራ፡ ምኽንያት ብምግባር፡ ዕውት ክኽውን ምንዮትና እናገለጽና ንመላእ ተሳተፍቲ ኮንፈረንስ ሰላምታናን፡ ምሕዝነትናን ክነመሓላልፍ ንፈቱ።