ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደለይቲ ፍትሒ ኣ ቦ ወንበ ር ሰደህ ኤ (EPDP) ሓው መንግስተኣብ ኣስመሮም ኣብ ኖርወይ፡ ከተማ ኦስሎ፡ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕለት 10 ጥቅምቲ 2015 ከካይድ ስለዝዀነ፡ ብኽብሪ ዕድመ ነቕርበልኩም ኣሎና።
ቦታ ኣ ብ
EBLES GATA 1 ጥቓ ጉነርዮ ስ ወይ ኢትዮጵያ ኣየ ር ላይን ስ
ልክ ዕ ሰዓ ት 1 6:00 ኢዩ ።
ብደሓን ምጹ
EPDP ጨንፈር ኖርወይ