ክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ ፡ ኣስዒብና ብሓው ነጋሽ ዑስማን፣ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤ/ጽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ 3ይን ሓድነታውን ጉባኤ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራን ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ሕድሪን ዝቐረበ ቃል ከነቕርበልኩም ደስ ይብለና።