Print this page

ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይግበረልኩም

2015-07-16 22:26:18 Written by  ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 2987 times
Rate this item
(0 votes)

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ፡ ንዅሎም ኣስላም ዓለም ብሓፈሻ፣ ነስላም ኤርትራን ጐረባብቲ ሃገራትን ድማ ብፍላይ ርሑስ ዒድ ይግበረልኩም እናበለ ናይ ዮሃና መልእኽቱ የመሓላልፍ። እዚ ዓመት'ዚ፡ ናይ ሰላም፡ ስኒትን ራህዋን ዓመት ክዀነልና ዘለዎ ትምኒት ድማ ይገልጽ።

ኵሉ ዓም ዎ ኢንቱ ብኼር

መንግስተኣብ ኣስመሮም

ኣቦ መንበር ሰዲህኤ

Last modified on Friday, 17 July 2015 00:31