367 ዝዀኑ ኤርትራውያን ብ3 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ገማግም ደሴት ላምፓዱዛ፡ ዓዲ ጣልያን፡ ዝጠሓልሉ ዓለም ዘዛረበ ኣሕዛኒ ተረኽቦ ከምዘጋጠመ ዝፍለጥ ኢዩ። ስለ'ዚ፡ ነዚ ዕለት'ዚ ንምዝካር ብርክት ዝበሉ ተቐማጦ ፍራንክፈርት ጀርመን ዝተኻፈልዎ ሰላማዊ ስልፊ ተገይሩ።