3ይን ሓድነታውን ጉባአ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)ን ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ሃድኤ-ሕድሪ)ን፡ ካብ 29 ሓምለ 2019 ክሳብ 1 ነሃሰ 2019 ኣብ ጀርመን ከተማ ቪዝባደን ተኻይዱ።