ብምኽንያት ዕረፍቲ ገዲም ተጋዳላይ ወልደስላሰ ገብረመድህን ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ንስውእ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ፤ ንስድራቤቱን ኵሎም ቤተሰቡን ድማ፡ እግዚኣብሄር ጽንዓቱ ይሃቦምን ጠሉ የውርደሎምን እናበልና ናይ ሓዘኖም ተኻፈልቲ ምዃና ንገልጽ። ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ