ብወልደሱስ ዓማር (እዛ ወረቐት እዚኣ ቅድሚ ሓደ ዓመት: "ኤርትራ ኣብ ብሩራዊ ኢዮቤልዩኣ" ኣብ እተሰምየ መጽናዕታዊ ዋዕላ ኣብ ከተማ ጅነቭ/ስዊዘርላንድ ዝቐረበት ኢያ። ንዝያዳ መጽናዕትን ክትዕን ተባሂላ ሎሚ ኣብ ኣንበብቲ ክትቀርብ ድልየት ጽሓፊኣ ኢዩ። ጽቡቕ ንባብ።)