....... ሪፖርተር ሃይለ መንገሻ ዑቕበ ....... ዜና 1/2/2017።ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2017 ምብራቑ፡ ፎሮ 12፡ ኣብ EritreanSmerr for Change Room1 ዝተባህለ ኣደራሽ ፓልቶክ፡ ቀሪቡ ከምዚ በለ። ". . .ድሕሪ ተስፋጼን ዘሎ ህግደፍ ኣይኮነን። ሕጂ ግን ኣብዞም ሩማት፡ ብዝላዓለ መልክዕንተስፋጼን ዝጥቀምሉ ዘለዉ ህግደፋውያን ኢዮም "።