Print this page

ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣብ ፍራንክፈርት

2015-04-29 21:15:22 Written by  ተቓውሞ ሓይልታት ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን Published in ጽሑፋት ትግርኛ Read 1838 times
Rate this item
(0 votes)

CandlevigilFFT

ብምኽንያት ናይዞም ሎሚቅነ ኣብ ባሕሪ ዝሃለቑ ዜጋታትና፡ ከምኡውን ነቶም ብእስላማውያን ዝተረሸኑ ዘጋታትና ዝርከቡዎም ንጹሃት ክርስትያን ንምዝካር ኣብ ቀረባ ጊዜ ናይ ሓዘን መዓልቲ ክንገብር መዲብና ከምዘለናን እናፍለጥና ናይ ሓዘን መግበሪ ቦታን መራሕቲ ሃይማኖትን ምስ ረኸብና ክንሕብር ኢና።

ተቓውሞ ሓይልታት ኣብ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን

Last modified on Wednesday, 29 April 2015 23:22