ብምኽንያት 20 ሰነ ዝኽሪ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተዳለወ ጽንብል፡ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ፡ ኣብ ዘስምዖ ቃል፡ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኣወንታዊ ዝበሎ ለውጥታት ብምቕባል፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ክሰድድ ምዃኑ ገሊጹ።
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ጃፓን ብትዊተር ተመሳሳሊ ሓበሬታ ዘርጊሑ ኣሎ።
www.eastafro.com/2018/06/19/video-2018-eritrea-martyrs-day-commemoration/