ራመዳን ከሪም

Wednesday, 16 May 2018 01:08 Written by  መንግስተኣብ ኣስመሮም Published in EPDP News Read 123 times

ብኣጋጣሚ ሎምን ጽባሕን ዝጅምር ዘሎ ጾም ራመዳን፡ ኣብ ዓለም ንዝርከቡ ኣስላም ብሓፈሻ፡ ንኣስላም ኤርትራ ድማ ብፍላይ ረመዳን ከሪም ብምባል ብስም ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ሰናይ ትምኒተይ ክገልጸልኩም እፈቱ።

መንግስተኣብ ኣስመሮም

ኣቦ መንበር ሰዲህኤ

Last modified on Wednesday, 16 May 2018 01:11