Print this page

8ይ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ፡ ሓድሽ ፈጻሚ ሽማግለ ብምምራጽ ኣኼባኡ ዛዚሙ

2017-09-17 21:41:41 Written by  ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 2495 times
Rate this item
(0 votes)

ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ኣብ ናይ ሎሚ ዕለት 17 መስከረም 2017 ኣኼባኡ ብዛዕባምስ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ንምልዛብ ብማእከላይ ባይቶ ዝተገብረ መጸዋዕታን ዝተዋህበ መልስታትን ኣብ መጻኢ ክካየድ ዘለዎ መደባትን ተመልኪቱ። ቀጺሉ፡ ካብ ቀዋሚ ሽማግለ ቤት ጽሕፈት ገንዘባውን ማሕበራውን ጕዳያት ዝቐረበ መጽናዕትን ለበዋታትን ሰሚዑ።

 

ኣብ መወዳእታ ድማ፡ ኣቦ መንበርን ሸሞንተ ሓለፍቲ ኣብያተ-ጽሕፈታትን ዝርከብዎ ፈጻሚ ሽማግለ ብዲሞክራስያዊ ኣገባብ መሪጹ። ደምዳሚ መግለጺ ኣብ ዝስዕብ ቀረባ መዓለታት ክወጽእ ኢዩ።

Last modified on Sunday, 17 September 2017 23:47