Print this page

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና

2017-09-10 17:21:40 Written by  ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ Published in EPDP News Read 2858 times
Rate this item
(0 votes)

ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ብኣጋጣሚ ቅዱስ ዮውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ንህዝቢ ኤርትራን ንህዝቢ ኢትዮጵያን ርሑስ ዓወደ ዓመት ይግበረልና ዝብል ናይ ዮሃና መልእኽቲ የመሓላልፍ።

መንግስተኣብ ኣስመሮም

ኣቦ መንበር ሰዲህኤ

10 መስከረም 2017

Last modified on Sunday, 10 September 2017 19:28