Print this page

መግለጺ መሪር ሓዘን

2017-02-16 11:55:14 Written by  Published in EPDP News Read 3142 times
Rate this item
(0 votes)

ገዲም ተጋዳላይ ዑስማን ህብትየስ መሓመድ፡ 14 ለካቲት 2017 ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ። ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ  ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ንስውእ ገዲም ተጋዳላይ ዑስማን መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ፡ ንስድራኡን ስድራ ሓዉ ዓብደልቓድር ህብትየስ፡ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ሰዲህኤን ካልኦት ቤሰ-ሰብን ድማ እግዚኣብሄር ጽንዓት ይሃቦምን ጠሉን ራሕሱን የውርደሎምን እናበለ ናይ ወሪድዎም ዘሎ መሪር ሓዘን ተኻፋላይ ምዃኑ ይገልጽ።

 

መንግስተኣብ ኣስመሮም

ኣቦ መንበር ሰዲህኤ

Last modified on Thursday, 16 February 2017 13:03