ጸዋዒት ንህዝባዊ ኣኼባ

2016-04-30 17:44:00 Written by  ሽማግለ ጨንፈር Published in EPDP News Read 2377 times

ጨንፈር ደቡብ ጀርመን/ሽቱትጋርትን ከባቢኡን/ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንኡስ ዞባ ጀርመን፣ ብኣባላት መሪሕነት ሰልፊ ዝምእከል ናይ ህዝቢ ኣኼባ ንዕለት 04.06.2016  ኣብ ከተማ ሽቱትጋት ኣዳልዩ ምህላዉ  እንዳሓበረ፡ ኩለን ግዱሳትን ክዱስን ዜጋታት ክሳተፎዎ  ብኽብሪ ንጽውዕ።

ኣኼባ ንህልዊ ኲነታት ሃገርን ደምበ ተቓውሞ ኤርትራን ዝጠመተን ናይ ስርዓት ለውጢ ዝሓቶ ብድሆታትን ዝሓዘ ክከውን እዩ።

ቦታ ኣኼባ፡

Heidelbeerstr.5

70329 stuttgart - Obertürheim

ኣኼባ ዝጅመረ ሰዓት፡ ልክዕ ሰዓት 14፡30 (ሰዓት ክልተን ፈረቓን ድሕሪ ቀትሪ)

ርሑስ በዓለ-ትንሳኤ ይግበረልና።

ሽማግለ ጨንፈር

30.04.2016

Last modified on Saturday, 30 April 2016 23:21