ባሕቲ ግንቦት 2012
ሰላም ባሕቲ ጉንቦት መዓልቲ ብርሃጹ ሓዳሪ
ርሃጽ ሞያኻ ክፈስስ ብለይቲ መዓልቲ ብቀትሪ
ብሓድነት ንመሰልካ እትብገሰላ ብትብዓት ብነድሪ
ንመዝማዚ ዓማጺ ትዕቢት ጉራኡ ተሕጽሮ ዕምሪ
ንዉፉያት ብጾትካ ብትብዓቶም ተልብስ ግርማ ክብሪ።
በሊ ባሕቲ ጉንቦት ንወትሩ ክበሪ ተዘከሪ
ኣነ ውላድኪ እየ ካብ ንግሆ ዕላማኺ ተግባሪ
ካብ ወላድየይ ዝወረስኩዎ ንሰውራ መሳገሪ
ብሓርበኛታት ብጾተይ ረጎደ ተሰለሚ ሰቲ ሓሪ
ብዕግበት ወፈርኩ ድምጽኻ ከስምዕ ንክትኸውን ፊተውራሪ
ዓንዲ ሕቆ ሰውራ ተባሂልካ ንባዕድን መዝመዛን ትዘርኣሉ ሰሪ
ንዓለም ኣቅሰንካያ ብስነ ሓሳብካ ዋሕስ ምዕባሌ ኣባ ዳህሪ።
ኩሎም መዓልትታትኪ ዝሓለፉ ነይርዎ ፍርያም ለውጢ
2012 ግና ኣየርኣየትን እቲ ትጽቢቲ ዝድለ ብጭብጢ፡
ጸሊም ታሪኽ ዘመነ ህግዲፍ ህዋሳቶም ዘሰንብድ መሳጢ
ብበድዊን ራሻይዳ ህዋሳት ዕዳጋ ክወርድ ጉድ ኣንፈጥፋጢ
መንእሰይ ኤርትራዊ ግዳይ ህግዲፍ ባርያ ኮይኑ ተሸቃጢ።
ጀነራላት ህግዲፍ ብዶላራት ተሰርኒቆም መዔወሊ መሔንበጢ
ወላዲ ውላዱ ርስቱ ጸጋ ሃገር ተገቢቱ ብህግደፍ ኣረሚን ጎባጢ
ኪዳን ኣዋሳ ንዕላማኻ ረጊጾም ብዲሞክራሲ መሰል ሸቃጢ
ብሃይማኖት ብብሔር ተወዲብካ ብኢድ ወጻኢ ተዋጣዋጢ
ንንጹህ ደምን መጥባሕትን ኣረሚን ግፍዕን ኣሎ ረቢ ኣሳላጢ
ንሓርነትን ፍትሕትሕን ጹር ዕጠቕ ጽናዕ ኣይትኹን ተጋላባጢ።
መዓልቲ ሰራሕትኛ ንዘለኣለም ትኽበር
ውድቀት ንመዝመዝትን መለኽት
ነባሪ ክብርን ዝኽርን ንስዉኣት !!!
| < Prev | Next > |
|---|
why do i need a vpn service
html tag reference
HTML ASCII Codes
داستان کوتاه
تناسب اندام
عاشقانه
اس ام اس
قالب بلاگفا
ጽሑፋት ትግርኛ
-
መብጸዓና ንመጻኢ መዓልቲ ነጻነት ንመበል 22 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ድሮ ንድሕሪት ክንገድፋ...
-
24 ግንቦት፡ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ ኢትዮጵያዊ መግዛእቲ ሓራ ንምውጻእ፡ ንልዕሊ...
-
ነጻነት መዓልቲ ኤርትራ ግንቦት ዕስራን ኣርባዕተን ናይ ህዝቢ እምበር ኣይናይ ሓደን ኣይናይ ጉጅለን ኣቐዲመ ነቲ ድሕሪ ሰላሳ ዓመታት ህዝቢ ኤርትራን ደቁን ዝተሰዋእሉን...
-
ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ሰላማዊ ሰልፊ ንድሕነት ሕዝቢ ኤርትራ! ዕለት፥ 24 ግንቦት 2013 ካብሰዓት...
-
ዝኽሪ መዓልቲ ነጻነትና መጻኢና እነማዕድወሉ’ዩ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ውጽኢት መስዋእትነት ኩልና ኤርትራውያን...
-
ንቤት ትምህርቲ ስደተኛታት ኤርትራውያን ወዲሸሪፈይ ዝውዕል ሓገዝ ንምእካብ፣ ኣብ በይ-ኤርያ ካሊፎርንያ ዕዉት መደብ ተኻይዱ ብኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ማሕበር (ኤ.ደ.ማ) ተዳልዩ ዝተዓደመ፣ ብዙሓት...
-
ልኡኽ ሰዲህኤ ኣብ መስራቲ ኮንፈረንስ ናይ ምሕዝነት ገስገስቲ ሰልፍታትን መበል 150 ዓመት ጽንብል ምምስራት ማሕበረ-ዲሞክራስያዊ ሰልፊ ጀርመንን ክሳተፍ ኢዩ ሓው መንግስተኣብ ኣስመሮም፡ ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ...
-
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ብላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት ሰዲህኤ ኣብ ፍራንክፈርት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንኡስ ዞባ ጀርመን፡ ብኣጋጣሚ መዓልቲ...
- 1
- 2
- 3
- 4
- 5
- 6
- 7
- 8




