Print this page
Thursday, 04 December 2014 04:52

ኣብ ወርሒ ሓምለ 2014 ዓ.ም 311 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም

Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ
Rate this item
(0 votes)

 

ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ

3 ታሕሳስ 2014

ኣብ ወርሒ ሓምለ 2014 .311ኤርትራውያን ናብ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም። ዝርዝር ናይዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተዉ311ስደተኛታት ድማ፡ ከም ዝስዕብ ኢዩ።

 

ትሕቲ 5 ዓመት

ካብ 5-18 ዓመት

ልዕሊ 18 ዓመት

ድምር

ደቂኣንስትዮ

8

41

39

88

ደቂተባዕትዮ

5

69

149

223

ድምር

13

110

188

311

Read 6219 times Last modified on Thursday, 04 December 2014 04:53