First Announcement Festival 2015 2ብኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ማሕበር ዝዳሎ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ ሎሚ ዓመት 2015 እውን፣ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ክካየድ ምድላዋቱ ጀሚሩ ይርከብ። ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ማሕበር መኽሰብ ኣልቦ ትካል ኰይኑ፡ ብምትሕባባር ጨናፍር ኤውሮጳ ሰ.ዲ.ህ.ኤ. ዓመት መጸ ንኤርትራውያን ውድባትን ሰልፍታትን ማሕበራትን ዓዲሙ፡ መጋባእያ ዘተን ልዝብን ዝኸስት፣ ተሳታፊ ህዝቢ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ርእይቶታቱን ሓሳባቱን ብነጻ ዝገልጸሉን ምስ መራሕቲ ፖለቲካውያንሓይልታቱ ዝራኸበሉን መድረኽ ዘጣጥሕ ማሕበር እዩ። ካብዚ መሰረታዊ እምነትን ተልእኮን እዚ ተበጊሱ ድማ'ዩ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ማሕበር፤ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ 2015 ካብ ዕለት 31 ሓምለ ክሳብ 02 ነሓሰ 2015 (31.07.2015 ክሳብ 02.08.2015) ኣብ ዘሎ ግዝያት ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ክካየድ ምድላዋቱ ጀሚሩስ ኣሳናዳኢ ሽማገለ ነብሳ ሰሪዓ ኣብ ኣሳልጦ ከም ትርከብ ተበስረኩም ።

                             ቦታፈስቲቫል ኣብቲ ልሙድ

Campus der Johann Wolfgang Goethe-Universität

Mertonstr. 26-28

60325 Frankfurt/Main                                              ክፍሊ ዜና ፈስቲቫል

%PM, %23 %524 %2015 %12:%Jan

መኤረምታ

እቲ ንዕለት 24-01-2015 ክግበር ተመዲቡ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ እቲ ተረኽቦ ምሰቲ ተልእኾ ስለ ዘይተቓደወ ሰላማዊ ሰልፊ ተሰሪዙ ኣሎ።

          መጸዋዕታ ንዅሎም ኤርትራውያንን ካልኦት ዜጋታትን

ህጹጽን ኣገዳሲን ሰላማዊ ሰልፊ ብምኽንያት ሓደገኛ ቅትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ካልድ እድሪስ ባህራይ ኣብ ድረስድነር ሃገረ-ጀርመን ብግዱሳት ጀርመናውያንKhaled Idris ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ተበግሶን፤ ኤርትራውያን ማሕበራትን፤ ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 24-01-2015 ልክዕ ሰዓት 14.00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብቲ ልሙድ ቦታ ሃውፕት ባንሆፍ ፍራንክፈርት (Hauptbahnhof Frankfurt) ተበጊሱ ኣብ ኮንስታብለርቫኸ (Konstblerwache) ዝዓልብ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ስለ ዝኾነ ኣብዚ ኣገዳሲን ህጹጽን ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ክንሳተፍ ናይ ኵላትና ኤርትራውያን ሓላፍነት ምዃኑ ንሕብር።

ጊዜኣዊት ኣዋሃሃዲት ሽማግለ

ተቓውምቲ ሓይልታትን ህዝባውያን ማሕበራትን ኤርትራ      

ፍራንክፈርት ጀርመን

يصادف الثالث من اكتوبر 2014م مرور العام الأول علي مأساة جزيرة لامبيدوزا الايطالية التي راح ضحيتها أكثر من 360 شاباً ارترياً غرقاً أو احتراقاً نتيجة اشتعال حريق داخل العبارة الناقلة لهم وهي في عرض البحر.

 

واليوم نجد كل الارتريين أينما وجدوا يحيون هذه الذكرى الحزينة والتي أدمت قلوب الشعب الارتري وقلوب حكومات وشعوب العالم.

 لذلك ولأهمية هذه الذكرى علي قلوبنا جميعاً أوفد حزبنا الأخ/ ولد يسوس عمار مسئول العلاقات الخارجية لحضور احتفال الشموع إحياءاً لذكرى مرور العام الأول علي هذه المأساة الذي يقام في ذات المكان (جزيرة لامبيدوزا الايطالية) والزمان ( الثالث من اكتوبر ).

 

المرجو من جميع الأخوة أعضاء الحزب أن يشاركوا في مثل هذا الاحتفال وحدهم أو بالتعاون مع الآخرين إن وجدوا.

 حزبنا بهذه المناسبة الوطنية الحزينة لا يملك إلا أن يشارك ذوي الضحايا الأحزان متمنياً لهم الصبر وحسن العزاء.

 

 منقستئاب أسمروم

رئيس الحزب

3 / 10 / 2014م

 

 

 

 

 

 

 

Page 4 of 4