ብርሃነ እምባየ

2019-11-25 18:54:41 Written by  ወዓማር Published in Featured Read 110 times

ናይ ብሓቂ ሕማቕ ተረኽቦ ኣብ ኣዲስ ኣበባ!! ብጾት ደጊጋን መንግስን ብዛዕባ ስዉእ ብጻይና ብርሃነ ዝበልኩምዎ ኣነ'ውን ከም ናተይ ቃላት እወስዶ። ዓቢ ክሳራ። 

እንታይ'ሞ፡ ኣዕጽምቲ ብጾትና ወጻኢ ካብ ሃገርና ይዂመር ኣሎ። ንስድራ ቤትን ንዂላትናን ጽንዓት ይሃብ።

ወዓማር

Last modified on Monday, 25 November 2019 19:56